Creaza Begrepsbank
ኣብ 800 ሓሳብ ምግላጽ ኣብ ጽሑፍ፣ ድምጺ፣ ናይ ምርኣይ ድጋፍን ናይ ምትእስሳር ስራሕታትን።
ኣብ 800 ሓሳብ ምግላጽ ኣብ ጽሑፍ፣ ድምጺ፣ ናይ ምርኣይ ድጋፍን ናይ ምትእስሳር ስራሕታትን።
ናፎ የራሳቸውን ብልጥ የውይይት ሮቦቶች ይሞክሩ።
ንባብ ጽሑፋትን መምርሒ ትምህርቲን ኣብ ማሕበራዊ ጸሓፊ
ንባብ ጽሑፋትን መምርሒ ትምህርቲን ኣብ ተፈጥሮ ሳይንስ
ሓበሬታ ብሓባር ቋንቋን ፍለጣዊ ምንጪ ኣብ ተፈጥሮ ትምህርቲ
ንእሽቶ ትምህርቲ ጽሑፋት፣ ፊልምታት፣ ኣኒሜሽንን ተለዋዋጢ ስልጠናታት ኣብ እቲ እተንቀጽሎ ምርማር እዮም።
ብዙ ኣርእስትታት ብቀሊል ጽሑፍ ምምሃር።
ብኖርዌጃኛ ዝርከብ።
ምርጥ ቃላት ስለ ቴክኖሎጂ በፍጥነት እና ቀላል።
ሓሳብ እና ምስጢር ዝተሰማምዕ ተናጋሪ ሞዴሮች እና ሃብረት
ኣንብሩ ዜናታትን ወቕታዊ ጉዳያትን ብዛዕባ፡ ስፖርት፣ እንስሳታት፣ ሳይንስ፣ ታዋቂ ሰባትን ጌምንግን።
ሰሊጥን ኣንብብ ናይ ኖርዌጃዊ ፊደል።
ብዙሕ ቋንቋታት ዝዛረቡ ጽውጽዋያት፡ እቲ ግዙፍ ተርኒፕ። ኣንብብ፡ ስምዑን ሕትመት መጽሓፍ ቅዳሕ። እቲ ዛንታ ናብ ሓያሎ ቋንቋታት ተተርጒሙ ኣሎ።
ሰብ-ሰራሕ ኣእምሮ ዝተሓጋጋዝ ዘተኣማምን ዘተዘራረብ ኣብ ቤት ትምህርቲ ንዝምሃሩ ተመሃሮን መምሃሮን
ሮቦቶች ኣብ ምዝራብ ዝሰርሑ ኣብ ሓደ ዓይነት ኣእምሮኣዊ ስርዓት ምስ ስሌታዊ ስርዓተ-ፍልጠት ዝተሓሓዙ ካልኦት ጸጋታት
ሃብታይታት ንትምህርቲ ናይ ኖርዌጂያን ብኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ
ብሓገዝ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኖርወይኛ ንምሃር ዝሕግዙ ንብረታት
እንዲማሩ ፊልሞችን ተመልከቱ። በኖርዌጂኛ ብቻ።
እንዲማሩ ፊልሞችን ተመልከቱ። በኖርዌጂኛ ብቻ።
ብቀላል ጽሑፍ ትንሽ ስለ ሒሳብ ተማሩ። በኖርዌጂኛ ይገኛል።
ኣንብብ፣ ስምዕን ፊልም ርእይ። ሓተታታት ናብ ብዙሓት ቋንቋታት ተተርጎምዎም እዮም።
መርበብ መሰረት ድገበረ ጽዑቕ መሳለጥያ ምህሮ ንፈተና ኖስክ ደረጃ B2 ወይ በርገንስ ተስት ንምውሳድ ድዳለዉን ተፈቲኖም ክሓልፉ ድደልዩን ተኻፈልቲ።
ማስተር ኣብ ሒሳብ እትኮነልካ። ጨዋታ ሒሳብ። ብብሉይ ንኖርዌጂያ.
ማስተር ኣብ ሒሳብ እትኮነልካ። ጨዋታ ሒሳብ። ብብሉይ ንኖርዌጂያ.
ማስተር ኣብ ሒሳብ እትኮነልካ። ጨዋታ ሒሳብ። ብብሉይ ንኖርዌጂያ.
ኣብ ናይ ስራሕ ሂወት ማለት ንዓበይቲ ስደተኛታት ብዛዕባ ናይ ስራሕ ሂወት ኣፍልጦ ድህብ መሳለጢ ምህሮ ኢዩ።
ነቲ ትምነዮ ወይ ትደልዮ ንኽትረክብን ምስ ሞያ ድተተሓሓዘ ደለካ ዝምባለን ንምርካንብን ሓገዝ ርኸብ።
ብዛዕባ ጥዕና ፣ ኣከባቢን ውሕስነት ኣብ ስራሕን ተማሃር ። ብቡክሞል ጥራይ።
ናይ ኣደማምጻን ምስማዕን ልምምድ ንመንእሰያትን ዓበይትን።
ቡክሞል ጥራይ።
ስእላዊ መዝገበ ቃላት ምስ ነብስኻ ባዕልኻ ትግምግመሉ ዕዮታት። ገሊኦም ክፉት መእተዊ ኣለዎም።
መርበብ መሰረት ድገበረ ጽዑቕ መሳለጥያ ምህሮ ንፈተና ኖስክ ደረጃ B2 ወይ በርገንስ ተስት ንምውሳድ ድዳለዉን ተፈቲኖም ክሓልፉ ድደልዩን ተኻፈልቲ።
መርበብ መሰረት ድገበረ መሳለጥያ ምህሮ ፈተን ኖስክ A2-B1 ክወስዱ ድደልዩ ተኻፈልቲ። ገሊኦም ክፉት መእተዊ ኣለዎም። ኖስክ ጥራይ።
ናይ ስራሕ ኖስክ (ኢርከስኖስክ) ነቶም ኣብ ገዛ እናኸዱ ኣገልግሎት ድህቡን ኣብ ሕክምና ድሰርሑን። ገሊኦም ክፉት መእተዊ ኣለዎም። ቋንቋ ኖስክ ።
ምሉእ ብምሉእ ኤለክትሮኒካዊ መሳለጥያ ምህሮ A1-A2 ። ገሊኦም ክፉት መእተዊ ኣለዎም። ኖስክ ጥራይ።
ልምምድ ሰዋስው ኣብ መርበብ ንዓበይቲ ፣ ደረጃ A2 ክሳብ B1 ። ገሊኦም ክፉት መእተዊ ኣለዎም። ኖስክ ጥራይ።
ክትዛረብ ከለኻ እትትርጉም ኣፕ።
ብመልክዕ ጸወታ ቋንቋ ተማሃር።
| እታ ናይ ቆርበት ጓንቲ ትብል ናይ ዩክሬይን ጽንጽዋይ ኣንብብ። ድርብልሳናዊ። |
ብብዙሕ ቋንቋታትን ስእልን ድተሰነየ መዝገበ ቃላት። ከም ቤት ትምህርቲ ፣ ገዛ፣ መግቢ ወይ ካልእ ነገራት ምረጽ።
ካብ መላእ ዓለም ፣ ብቋንቋ እንግሊዝ ድተጻሕፉ ዛንታታት ደለዎም መጻሕፍቲ ኣንብብ። ደረጃ ምረጽ።
ካብ መላእ ዓለም ፣ ብድተፈላለየ ቋንቋታት ድተጻሕፉ ዛንታታት ደለዎም መጻሕፍቲ ኣንብብ። ደረጃ ምረጽ።
ትምህርታዊ ትሕዝቶ ን“ማሕበራዊ ትምህርቲ ንዓበይቲ ስደተኛታት” (2021)። እቲ ጽሑፋት ኣንብቦ እቲ ዕዮታት ድማ ስርሓዮ። ቋንቋ ኣብ ላዕሊ ምረጽ።
«ስተይን ፖ ስተይን» (2021) ድበሃል መጽሓፍ ከኣ ምስ’ቲ ሓዲሽ መደብ ትምህርቲ ኖስክን ማሕበራዊ ትምህርቲ ድሳነ ኢዩ። ኣብ’ቲ ናዓኻ ድሰማማዓካ ደረጃ ንኽትሰርሕ ከኣ ጽቡቕ ዕድላት ይህብ።
እዚ ነቲ «ክላር ፋርዲ ኖርስክ» ድብል መጽሓፍ መወከሲ መርበብ ኮይኑ ብ 26 ቋንቋታ ከኣ ዝርዝር ቃላት ኣለዎ።
ብዛዕባ ሰዋስው ፣ ምጽሓፍን ቋንቋን ብምንባብ ፣ ምስማዕን ዕዮታት ብምስራሕን ተማሃር።
ብእንግሊዝን ኖስክን ኣብነታት ድተሰነየ ሰዋስው እንግሊዝ ኣንብብ። ነቲ ሰነድ ኣውርዶ (ዳውን ሎድ ግበሮ)።
ሰጋእ ከይበልካ ምንባብ ከምኡውን ብርቱዓት ቃላት ምንባብን ተለማመድ።
ብምስማዕን ፣ ምርኣይን ምድማጽን ድተፈላለዩ ድምጽታት ተለማመድ።
ደረጃ B1 ናይ ኖስክ ትምህርቲ ብኢንተርነት። ጽሑፋት ፣ ሰዋስው ፣ ዕዮታትን ሓበሬታን ብዛዕባ ቋንቋን ሕብረተሰብን ኖርወይ።
ንናይ ኖስክ ፈተና C1 ተለማመድ።
ንናይ ኖስክ ፈተናታት A1-A2 ፣ A2-B1 ከምኡውን B1-B2 መዳለዊ ድኾነካ ተለማመድ።
ንፈተናታት A1-A2 ወይ A2-B1 ከምኡ’ውን B1-B2 መዳለዊ ተለማመድ።
ን Alfa ፣ godt sagt 1ን 2ን ድብሉ ጽሑፋት ኣውሪድካ ስምዓዮም። ድረጃ A1-A2።
ኣቀያይራ ግሲ ፣ ስምን ቅጽልን ወዘተ ደለዎ መዝገበ ቃላት ብቡክሞልን ኒኖስክን።
ንምንባቡ ቀለልቲ መጻሕፍቲ።
ኣብቲ ናይ ሕሳብ ወይ ቁጽሪ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ብዙሓት ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢ ትኽእል። ብዛዕባ ኣሃዛትን ኣልጀብራን ፣ ጂኦሜትሪ ፣ ፋንክሽን ወይ ተዛምዶ ፣ ስታትስቲክ ወይ ኣሃዛዊ ገምጋም ፣ ቁጠባን ተኽእሎታትን ክትመሃር ትኽእል። መታን ክሳብ ክንደይ ከምድኸኣልካን ከምትዝክርን ተፍተነሉ ከኣ ኣብ ነብሲ ወከፍ ኣርእስቲ ከኣ ካሁት ኣለዎ።
ቁጽሪ ወይ ሕሳብ ካብ 8ይ – 10ይ ክፍሊ። ብቋንቋ ኣደ ዝተደገፈ ክለሳታትን መብርሂታትን/መግለጺታትን።
ስነፍልጠትን ማሕበራዊ ትምህርትን ክትመሃረሉ ትኽእል 31 ኤለክትሮኒካዊ መጻሕፍቲ። ን 25 ቋንቋታት ዝድግፍ መዝገበ ቃላት።
ኣብቲ ናይ ታሪኽ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ብዛዕባ ድተፈላለዩ ፍጻሜታት ካብቶም ቀዳሞት ሰባት ክሳብ እዚ ሎሚ ኣብዛ ዓለም ደሎ ግጭታት ክትመሃር ትኽእል። ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርእን ጽሑፋት ከተንብብን ድማ ትኽእል።
ኣብቲ ናይ ማሕበራዊ ትምህርቲ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢ ከምኡውን ብዛዕባ ውልቀሰብ ፣ ባሕልን ሕብረተሰብን ፣ ፖለቲካን ዲሞክራሲን ፣ ስራሕን ዋኒንን ከምኡውን ዓለምለኻዊ ርክባትን ክትመሃር ትኽእል።
እቲ ናይ ማሕበራዊ ትምህርቲ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ብማሕበራዊ ትምህርቲ ፣ ታሪኽን ጆግራፍን ድቖመ ኢዩ። ኣብዚ ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርእን ብዛዕባ ኮም ወይ ማሕበረሰብ ፣ ዘላቒ ሕብረተሰብ ፣ ኲናት ወይ ውግእን ሰላምን ፣ ዓለምለኻዊ ርክባትን ክትመሃር ትኽእል።
እቲ ናይ ማሕበራዊ ትምህርቲ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ትሕዝቶኡ ማሕበራዊ ትምህርቲ ፣ ታሪኽን ጆግራፍን ኢዩ። ኣብዚ ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርእን ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻ ፣ ካለኦት ፣ ግዜ ፣ ቦታ ፣ ዲሞክራሲ ፣ ሕብረተሰብን ብዛዕባ ብነቐፌታዊ ኣገባብ ምሕሳብን ክትመሃር ትኽእል።
እቲ ናይ ማሕበራዊ ትምህርቲ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ትሕዝቶኡ ማሕበራዊ ትምህርቲ ፣ ታሪኽን ጆግራፍን ኢዩ። ኣብዚ ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርእን ብዛዕባ ግዜን ቦታን ፣ ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻን ካለኦትን ክትመሃር ከምኡውን ነቐፌታዊ ክትሓስብን ትኽእል።
እቲ ናይ ማሕበራዊ ትምህርቲ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ትሕዝቶኡ ማሕበራዊ ትምህርቲ ፣ ታሪኽን ጆግራፍን ኢዩ። ኣብዚ ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻን ካለኦትን ፣ ብዛዕባ ግዜን ቦታን ክትመሃር ከምኡውን ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢ ትኽእል።
ኣብቲ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢ ከምኡውን ብዛዕባ ንሕና መን ሙዃንና ፣ ብዛዕባ ምድሪን ነገራት ከመይ ከምድሰርሑን ምንባብ ሓጸርቲ ጽሑፋትን ክትመሃር ትኽእል።
ኣብቲ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢን ብዛዕባ ህዝቢ ፣ እንስሳ ፣ ዓለም ፣ ጥዕናን ሜላታት ኣነባብራን ፣ ቀዳማይ ረዲኤትን ምንባብ ሕጸርቲ ጽሑፋትን ድማ ክትመሃር ትኽእል።
ኣብቲ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢን ብዛዕባ ፊደላት እንግሊዝ ፣ ቃላት ፣ ሕሳብን ምንባብ ሓጸርቲ ጽሑፋትን ድማ ክትመሃር ትኽእል።
እቲ ቪድዮታት ርእዩን ብምዝዋርን ብምእታው ኣብ ሒሳብ ብተወሳኺ ብምብዛሕን ንምምሃር ተምሃሮ
ኣብቲ ናይ ኖስክ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር መደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ ብዙሕ ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢ ትኽእል ከምኡውን ኣገደስቲ ኣርእስታት ኖስክን ኣፍልጦ ሕብረተሰብን ክትማሃር ትኽእል።
ኣብቲ ናይ ኖስክ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ብዙሕ ተንቀሳቓሲ ስእሊ (ቪድዮታት) ክትርኢ ትኽእል ከምኡውን ብዛዕባ ጽሕፈት ፣ ንባብ ፣ ዘረባን ካልእ ኣብ ኖስክ ኣገደስቲ ድኾኑ ኣርእስታት ኣብ ቤት ትምህርቲ ክትማሃር ትኽእል።
ኣብቲ ናይ ኖስክ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእሊ (ቪድዮታት) ክትርኢን ናይ መደረ ምስማዕ ፣ ጽሑፋት ምጽሓፍ ፣ ብዛዕባ ላሃጃታት ምምሃር ፣ ቋንቋን ሰዋስውን ምኽርታት ክትረክብ ትኽእል።
ኣብቲ ናይ ኖስክ ገጻት ናይ ተማሃሮ ተንቀሳቓሲ ስእሊ (ቪድዮታት) ክትርኢ ከምኡውን ንምጽሓፍን ኣደማምጻ ምልምማድን ድሕግዙ ምኽርታትን ክትረክብ ትኽእል።
ኣብቲ ናይ ኖስክ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ምስ ፊደላት ፣ ድምጽታት ፣ እንስሳታትን ዛንታታትን ክትላለ ትኽእል።
ኣብ ናይ ተማሃሮ መስመር ወይ ቻነል ፊልምታት ፣ ጽሑፋት ከምኡውን ናይ ስነፍልጠት ዕዮታትን ትረክብ።
ኣብ ናይ ተማሃሮ መስመር ወይ ቻነል ፊልምታት ፣ ጽሑፋት ከምኡውን ናይ ስነፍልጠት ዕዮታትን ትረክብ።
ኣብ ናይ ተማሃሮ መስመር ወይ ቻነል ፊልምታት ፣ ጽሑፋት ከምኡውን ናይ ስነፍልጠት ዕዮ ትን ትረክብ።
ኣብ ናይ ተማሃሮ መስመር ወይ ቻነል ፊልምታት ፣ ጽሑፋት ከምኡውን ናይ ስነፍልጠት ዕዮታትን ትረክብ።
ኣብ ናይ ተማሃሮ መስመር ወይ ቻነል ፊልምታት ፣ ጽሑፋት ከምኡውን ናይ ስነፍልጠት ዕዮታትን ትረክብ።
ኣልመን– ናይ ኖስክን ናይ ኣፍልጦ ሕብረተሰብን ትምህርቲ ኢዩ። እቲ ትምህርቲ ቪድዮታት ፣ ስእልታትን ዕዮታትን ደጠቓለለ ኮይኑ ንድረጃታት A1 ክሳብ B1 ድማ ይሰማማዕ ወይ ይሳነ።
ታል ኦግ መንግደ- (ቁጽርን ትሕዝቶን) ብድተፈላለየ ቋንቋ ምቑጻር ተማሃር። እዚ ጽሑፍ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።
ደሞክራቲ ኦግ ዲክታቱር- መእተዊ ጽሑፍ ብዛዕባ ዲሞክራሲን ጨቋኒን። እዚ ጽሑፍ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።
ዲ ፎረንተ ናሹነር- (ውድብ ሕቡራት ሃገራት) መእተዊ ጽሑፍ ምስ ዕዮታት ብዛዕባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት። እዚ ጽሑፍ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።
ናቱር ኦምሮደ- መእተዊ ጽሑፍ ብዛዕባ ኣብ ምድሪ ድርከቡ ድተፈላለዩ ባህርያዊ ከባቢታት። እዚ ጽሑፍ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።
ቨየን ፍራም ኢርከስፋግ- እዚ’ውን ብኢንተርነት ድወሃብ ኮይኑ ነቶም ናብ ስራሕ ዓለም ንምእታው ድውሰድ መደባት ትምህርቲ VG1/VG2 (ህንጻ ፣ ሲቪል መሃንድስነት ፣ ቅዲን ኢደ ስርሓትን ፣ ኤለክትሪክ ፣ ጥዕናን ማሕበራዊ ትምህርትን ፣ መራኸቢ ብዙሃን ፣ ኣጠቓቕማ ባህርያዊ ሃብቲ ፣ ቤት መግቢን ዓይነት ትምህርቲ መግብን ፣ መጓዓዝያን ኣገልግሎትን ፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትርያዊ ፍርያትን)።
ቨየን ፍራም- ቨየንፍራም ብኢንተርነት ድወሃብ ስልጠና ቋንቋ ኖስክ ኢዩ። ነቶም ናብ’ቲ ድመረጽዎ ዓውደ ትምህርቲ ድወስድ መደባት ትምህርቲ ኣብ ማእከላይ ደረጃ ድመሃሩ መንእሰያትን ዓበይትን ድማ ይሰማማዕ። እዚ ብቡክሞልን ብኒኖስክን ይርከብ።
ቨየን ቪደረ- (እቲ ድቕጽል መንገዲ) ን ኣብ መሰረታዊ ትምህርቲ ድመሃሩ መንእሰያትን ዓበይትን ብኢንተርነት ድወሃብ ትምህርቲ ቋንቋ ኖስክ ኢዩ። ንሳቶም ኣብዚ ናይ ኢንተርነት ትምህርቲ እዚ ብዛዕባ ሰዋስው ፣ ሜላታት ኣጸናንዓ ፣ ቅዲ ወይ ዓይነታት ፣ ታሪኽ ቋንቋን ታሪኽ ስነ-ጽሑፍን ይመሃሩ።
ቨየን ኢን- (እቲ መእተዊ መንገዲ) ንስኻ ምርዳእ ፣ ምንባብ ፣ ምጽሓፍን ምዝራብን ትመሃረሉ ብኢንተርነት ድወሃብ ምህሮ ኢዩ። ኣብዚ እቲ ተማሃራይ ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኖርወይ ብተወሳኺ ይመሃር። እቶም ኣስተምህሮታት ካብ ደረጃ A1 ክሳብ C1 ኢዮም።
ኣልመን- ናይ ኖስክን ናይ ኣፍልጦ ሕብረተሰብን ትምህርቲ ኢዩ። እቲ ትምህርቲ ቪድዮታት ፣ ስእልታትን ዕዮታትን ደጠቓለለ ኮይኑ ንድረጃታት A1 ክሳብ B1 ድማ ይሰማማዕ ወይ ይሳነ።
ስታርት- (ጀምር) ናብ ቋንቋ ኖርወይ ቅልል ድበለ መእተዊ ይህብ ከምኡውን ንቐጻሊ ትምህርቲ ቋንቋ ጽቡቕ መሰረት የንብር። እቲ ገጽ ድኾነ ሰብ ኣገደስቲ ኣምራት ፣ ሓረጋት ፣ ኣደማምጻን ቅልል ድበለ ሰዋስውን ክመሃረሎም ድኽእል ቪድዮታት የጠቓልል። ንደረጃታት A1ን A2ን ድሰማማዕ ኢዩ።
ኣልፋ- ነቶም ፊደላት ላቲን ደይፈልጡን ናይ ምንባብ ልምምድ ዘድልዮም ናይ ንባብ መደባት ኣለዎ። እቲ መርበብ ብዛዕባ መዓልታዊ ሂወት ኣብ ኖርወይ ድገልጽ ቪድዮታት’ውን ኣለዎ። መምርሒታት ብድተፈላለየ ቋንቋታት ኣሎ። ንቅድሚ ደረጃታት A1ን A2ን ድሰማማዕ ኢዩ።
ኣፍልጦ ሕብረተሰብ- ንፈተና ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ተለማመድ። ኣብ መርበብ ናይ ኮምፐታንሰ ኖርገ ናይ ኣብነት ፈተናታት ኣለዉ። ቅድሚ ነቲ ናይ ኣብነት ወይ መላመዲ ፈተና ምጅማርካ ካብቶም ብዙሓት ቋንቋታት ምረጽ።
ኖስክ ፕሮቨ- (ፈተና ኖስክ) ንደረጃታት A1-A2 ፣ A2-B1 ከምኡውን B1-B2 ፈተና ኖስክ ተለማመድ። ኣብ መርበብ ኮምፐታንሰ ኖርገ ናይ ሰሚዕካ ምርዳእ ፣ ጺሒፍካ ምርዳእን ምጽሓፍን ዕዮታት ኣለዉ። ድኾነ ሰብ ክንደይ ዕዮታት ብቅኑዕ ከምድመለሰ ይፈልጥ።
ዕዮታት ክትመርጽ እንከለኻ ቡክሞል ወይ ኒኖስክ ምረጽ።
ለስ ኖስክ- ኣብዚ ድተፈላለዩ ጽሑፋት ናይ በበይኑ ደረጃታትን ብዛዕባ ድተፈላለየ ኣርእስታትን ከተንብብ ይከኣል።
ሀልሰ ኖስክ- ኣብ ኢንተርነት ዝመሰረቱ ናይ ጥዕና ትምህርቲ ኣብ ኖርወይ። ነቶም ምስ ጥዕና ድተኣሳሰር ናይ ትምህርቲ ድሕረ ባይታ ደለዎም ዓበይቲ ስደተኛታት ወይ ነቶም ብዓውዲ ጥዕና ብቑዓት ኮይኖም ኣብ ቤት ጽሕፈታት ጥዕና ኣብ ኖርወይ ክሰርሑ ትምኒት ደለዎም መንእሰያትን። ደረጃ A1+/A2 ከምኡውን B1/B2።
ኣርበይድስሊቭ- (ናይ ስራሕ ሂወት) ናብ ብዙሓት ድተፈላለዩ ጉጅለታት ስራሕ መእተዊ ይህበካ። ንሓደስቲ ሰራሕተኛታትን ነቶም ናብ ናይ ኖርወይ ናይ ስራሕ ዓለም ንምእታው ኣብ መንገዲ ድርከቡን ጠቓሚ ሓበሬታታት ኣለዎ።
ኖስክ ፖ ዮበን- (ኖስክ ኣብ ስራሕ) ብናይ ስራሕ ሓሳብ ፣ ቁጠባን ሂወት ስድራቤትን ኣብ ኖርወይ ሓደ ንጡፍ ሂወት ንኽህልወካ ዘዳሉ ዲጂታላዊ ትምህርቲ ኖስክ ከም ካላኣይ ቋንቋ ኢዩ።
ሀልሰ ኖስክ – (helsenorsk) ብኢንተርነት ድወሃብ ደረጃ B1 ኣስተምህሮ ሀልሰ ኖስክ። ጽሑፋት ናይ ዝርርብን ሓቅታትን ፣ ሰዋስው ፣ ኣደማምጻ ፣ ምስማዕን ዕዮታትን ደጠቓለለ።
ግራማቲክ- (ሰዋስው) ብቋንቋ እንግሊዝን ኖስክን ሰዋስው ኖስክ ኣንቢብካ ተማሃር።
ፖ ቨይ- ካብ’ቲ ናይ ቀደም መጽሓፍ ፖ ቨይ ድተወስደ ጽሑፋትን ትርጉሙን።
ብዛዕባ ስራሕ ፣ ናይ ስራሕ ሂወት ፣ ንስራሕ ምምልካትን ካልእ ብዙሕን ተማሃር።
En innføringstekst om prismeeffekter og brytning av lys. Teksten er oversatt til forskjellige språk.
Lydbok til boka «Hverdagsnorsk». Øv på å kommunisere i presentasjon, arbeidsliv og lokalmiljø. Lydstøtte finnes på flere språk.
ዞባታት ናይ ኖርወይ ወይ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ክትጠቅስ ትኽእልዶ? ውድድር ትፈቱ እንተኾንካ ፡ ኣብ ግዚኡ ክትገብሮ ትኽእል ኢኻ።
ብዛዕባ ድተፈላለዩ ኣርእስታት ጆግራፍ ብመልክዕ ጽሑፍን ንዕኡ ድገልጹ ቀለልቲ ሕየዋን ተማሃር። እቲ ጽሑፍ ብቡክሞልን ኒኖስክን ጥራይ ኢዩ።
ሀይ- መምሃሪ መጽሓፍ HEI ደረጃታት abc ኣለዎ – A1 ፣ A2ን B1ን ፣ ልምምዳት ናይ ንባብ ፣ ምስማዕ ፣ ምጽሓፍ ፣ ሰዋስውን ካልእን።
ካርታ ናይ ኖርወይ። ኣስማት ናይ ቦታ ተዓዘብ። ርሕቀታት ዓቅን ከምኡውን ተወሳኺ ካልእ። ደገፍቲ ቋንቋታት ቡክሞል ፡ ኒኖስክን እንግሊዝን።
ብጽሑፋትን ንዕኡ ደብርሁ ቐለልቲ ሕየዋን (ኣኒሜሽን) ብዛዕባ ድተፈላለዩ ኣርእስታት ስነፍልጠት ተማሃር። እቲ ጽሑፍ ብኒኖስክን ቡክሞልን ጥራይ ኢዩ።
ብመልክዕ ቴማዊ ካርታ ፡ ዕዮታትን ኣምራዊ ካርታን ኣብ ስነፍልጠት ስራሕ። እቲ ኣምራት ናብ ፡ ዳሪ ፡ ፓሽቶ ፡ ትግርኛ ፡ ኩርማንጂ ፡ ዓረብን ሶማልን ድተተርጎመ ኢዩ።
ምስ ቋንቋ እንግሊዝን መራኸብን ፡ ዓለማዊ ብድሆታትን ትምህርትን ስራሕን ድኣመሰሉ ኣርእስታት ድተእሳሰሩ ጽሑፋት ብእንግሊዘኛ ኣንብብ።
ናይ እንግሊዝኛ ስራሕቲ ናብ Grip portal ተሰጋጊሮም ኣለዉ። ብነጻ እዩ፣ እንተኾነ ግን ናብኡ ንምእታው ፍቓድ ክትወሃብ ኣለካ።
ዕዮታት ማሕበራዊ ትምህርቲ ፣ ስነፍልጠት ፣ ቁጽርን እንግሊዝን። ነቲ መጽሓፍ ብዘይምሓዝ (ምውሳድ) ክትጥቀመሉ ይከኣል።
ተምህሮ ክንውን ለ 1ኛ ክፍል
ብዛዕባ ኣካላት ተማሃር፣ ምስ ሓደስቲ ቃላት ተላለ ስእልታት ድማ ተጠቐም።
ፈርስት የልፕ- (ቀዳማይ ረዲኤት) ብኸመይ ሂወት ከተድሕን ከምትኽእልን ቀዳማይ ረዲኤትን ተማሃር።
ፈርስት የልፕ- (ቀዳማይ ረዲኤት) ብኸመይ ሂወት ከተድሕን ከምትኽእልን ቀዳማይ ረዲኤትን ተማሃር።
በቃላት ላይ ስራ አድርግ። ለእያንዳንዱ ፊደል የንባብ፣ የስማት እና የመፃፍ ልምምድ አድርግ።
በተመሳሳይ ጊዜ ቋንቋውን ማማር በማድረግ የኖርዌይን ትምህርት ይወቁ።
ግሪፕ መርበብ ዓይነታት ትምህርቲ- ምንጪ ንመጽሓፍቲ ግሪፕ ኣብ ስነፍልጠት ፣ ጂኦግራፊን ቁጽርን ብሓንሳብ ኣብ ሓደ ቦታ።
ፊልምታት ረአ፣ ጽሑፋት ናይ ብዛዕባ ድተፈላለዩ ኣርእስታት ኣንብብን ስማዕን።
ናይ ኖስክ ትምህርቲ ጀምር። 3 ደረጃታት።
እዚ መርበብ ኣካል ናይ «ኖስክ ስታርት» ትብል መጽሓፍ ኢዩ ግን ብደይ መጽሓፍ’ውን ክትጥቀመሉ ይከኣል።
ኣብ ምንባብ ድሓሽካ ኩን፣ ድተፈላለዩ ቅድታት ኣንብብ፣ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ደሎ ምረጽ።
ደረጃን ኣየናይ ዓይነት ኦዮታት ሰዋስው ክትሰርሕ ትደልን ምረጽ።
ኣብ ኣጠቓቕማ ቋንቋን ሰዋስውን ዘተኮሩ ድተፈላለዩ ኣርእስታትን ዕዮታትን ደለዎ መርበብ ኢንተርነት።
ኣብዚ ሀር ፖ በርገት ድብል ጽሑፍ ኣብ ኢንተርነት ዕዮታት ስራሕ ከምኡ’ውን ድምጺ ስማዕ። ደረጃ B1-B2
ዕዮታት ናይ መምሃሪ ጽሑፍ መር ኖሽክ ከምኡውን ኣተሓሓዚ ምስቲ ኣሃዛዊ መጽሓፍ።ደረጃ B1
ብቑልጡፍ ጊዜ ተማሃር፣ ልምምድ ዝርርብን ቃላትን ካብ ደረጃ A1 ክሳብ B1 ።
ቋንቋ ኖሽክ ካብ ናይ ጀማሪ ደረጃ ተማሃር፣ ዕዮትት ናይቲ መጽሃፍ፣ ናይ ምስማዕ ልምምድን ሓደስቲ ቃላትን።
ኣንብብ፣ ጽሓፍ ከምኡውን ኣብ ሰዋስውን ኣደማምጻን ተለማመድ። ደረጃ A1 ን A2
ብዛዕባ እዋናዊ ዜናታት ኣንብብ፣ ቀሊል ኖሽክን ፍሩይ (ዓቢ) ጽሕፈትን።
ምስማዕን ኣደማምጻን ተለማመድ፣ ካብ ቋንቋ ኣደኻ መበገሲ ድገበረ ምሳኻ ድሳነ ልምምድ ርኸብ።
ብናይ ቋንቋ ኣደ ሓገዝ ድተሰነየ ትምህርቲ ቋንቋ ኖሽክ ንጀመርቲ ኣብ ኢንተርነት ብብዙሕ ቋንቋታት።
ብዛዕባ ስታትስቲክስ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ብዛዕባ ሚእታዊት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ ምስርሕ ምምሃር።
ብዛዕባ ምዕሪት ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ብዛዕባ ምሉእ ቁጽርታት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ብዛዕባ ጉዚ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ብዛዕባ ጂኦሜትሪ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ብዛዕባ ዕማማት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ ምስርሕ ምምሃር።
ብዛዕባ ደሲማል ቁጽርታት ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ብዛዕባ ኣልጀብራ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ኣብ ቁጽሪ ደማእከለ መዝገበ ቃላት ብኖስክን ብቋንቋ ኣደኻን፣ ኣብቲ ሰንጠረጅ ቋንቋ ምረጽ።
ምስ ንዕዮታት ንኽትርዳእ ድሕግዙ ናይ ትንታነ ቃላትን ኣምራትን ተላለ።
ሓጸርቲ ፊልምታት ብዛዕባ ክሊማ ብኖስክን ብቋንቋ ኣደኻን ተዓዘብ፣ ዕዮታት ስራሕ።
ኣብዚ ብዙሓት ደረጀ Vg1 ድኾኑ ድተፈላለዩ መሳለጥያታት ንእንግሊዝ ትረክብ።
ዕዮ ምስ ሰዋስው ንVG 1 ድብል ብምጥቃም ኣብ ሰዋስው ተለማመድ።
ምስ እንግሊዝ ድዛረባ ሃገራት ብስእሊ፣ ብጽሑፍን ድተፈላለዩ ዕዮታትን ተራኸብ።
ቃለ መሕትትን ጽሑፋትን ብዛዕባ እዋናዊ ኣርእስታት ኣንብብ፣ ዕዮታት ስራሕ ሰዋስው ከኣ ተለማመድ።
ቪዲዮታት ተዓዘብ ቋንቋ እንግሊዝ ተማሃር፣ ደረጃ Vg1።
ዕዮታት ሰዋስው እንግሊዝ ምስ መልሱ፣ ብ PDF መልክዕ’ውን ክወርድ ይከኣል።
ብዜናታትን ቪዲዮታትን ንቋንቋ እንግሊዝ ተመራመረሉ።
ካብ 8ይ-10ይ ክፍሊ ደለዉ ስነፍልጠታዊ ኣርእስታት ዕየ፣ እቶም መሳለጥያታት ስእላዊ ቃላት ኣለዎም።
ቪዲዮ ብምርኣይን ብጸወታን ተማሃር፣ ምስ ኣብ ምሉእ ዓለም ደለዉ መናእሰይ (ኮተቴ) ተራኸብ።
ትምርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ንጀመርቲ።
ን ኣብ ካላኣይ ደረጃ ደለዉ ተመሃሮ ብኢንተርነት ድወሃብ ኮርስ ቋንቋ ኖሽክ፣ ከምኡውን ናቱ ዓቐን ደለዎ ሞያዊ ኖሽክ።
ክልሰሓሳብን ዕዮታትን ብኖሽክ ከም ካልኣይ ቋንቋ፣ ኣንብብ፣ ስማዕ፣ ቪድዮ ረአ ከምኡ’ውን ጸሓፍ።
በኖርዌጂ ቋንቋ ላይ ምእራፍ 1-3 ላይ ስር ምርጫ። የውይይት ተግባር ተማሪዎች ለጽሑፍ ምርመራ በጽሑፍ ወይም በቃል ማድረግ እንዲያስችላቸው ይፈቅዳል።
ንኸተንብብ ተምሃር ። ከምኡ ድማ ቃላት ብምድላው ምስ ስእልታት ግጠሞም፡ፊልማት ተዓዘብ ፡መዛሙርውን ስማዕ።
ናይ እንግሊዝ ፊደላትን ከምኡ ድማ ገለ ገለ ቃላትን ንምንባብ ድሉው ኩን።
ኣብዚ መደብ እዚ፣ 30 መደባት ብቪድዮ ዝተሰላሰሉ፣ ቃላትን ከምኡ ድማ ሰዋሱን ንታሕተዋይ ማእከላይ ደረጃ ዝተዳለዉ ይርከብ።
ኣብዚ መደብ እዚ፦ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ንቆልዑ ይርከብ። ጸወታታት(ግጥማት)፣ መዛሙር፣ ዛንታታት፣ ከምኡ ድማ ንጥፈታት ። ን 5 -7 ክፍሊ።
ስዓት ክንደይ ኣሎ?
ኣብዚ መደብ እዚ ፥ ናይ ክፍሊ ኣካላትካ (ኢድ፡እግሪ) ፣ ኣብ መሕጸቢ ኣካላት(ባኞ) ዝርከቡ ፣ ኣብ ክሽነ ዝርከቡ ፣ ናይ እትፈትዎም እንስሳታት፣ ናይ እትጻወተሎም ነገራት ፣ቃላት ክትምሃር ትኽእል።
መጻጺ(Syre) ከምኡዉን ቤዝ(Base)፡ መጽሐፍ ንአምር ንስይረ / ቤዝ ዝተዳለወ
ብዛኦባ ፎቶሲንተሲስ ብትግርኛን ኖስክን ኣንብብ።
ኣብዚ ብ ቡክሞል ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።
ብኣሃዛት ምሕሳብ 5-7 ። ኣብዚ ንምድማር ፣ምጉዳል ፣ ምርባሕ ከምኡ ድማ ምምቃል ከተጽንዕ ትኽእል።
ሓደ ፋላጥ ወይ ክኢላ ኣብ ንኣሽቱን ዓበይትን ናይ ምርባሕ ሰንጠረዥ ኽትከውን ኣብዚ ተመልከት።
ናይ ቁጽሪ ፋላጥ ወይ ክኢላ ን 7 ክፍሊ
ናይ ቁጽሪ ፋላጥ ወይ ክኢላ ን 5 ከምኡ ድማ 6 ክፍሊ
ኣብዚ ሓደ ፋላጥ ወይ ክኢላ ትኸውን ቁጽሪ ብምስራሕ። ን 3 ከምኡ ድማ 4 ክፍሊ
ኣብዚ ሓደ ክኢላ ወይ ፈላጥ ትኸውን ቁጽሪ ብምስራሕ ። ን 1 ክፍሊ
ኤፍ ቢ ዩ- ኣብዚ ሓፈሻዊ መግለጺ ብዛዕባ ቃላትን ኣምራትን ኣብ ቁጽሪ ምስ ገለጽቲ ስእልታት ብኖስክን ብቋንቋኻን ክትረክብ ትኽእል።
2 ኣርእስቲ : ስነ -ማሕበረሰባዊ ፍልጠት ጽሑፋት ከምኡ ድማ ሕቶታት። ብኤለክትሮኒካዊ መሳለጥያ (ኮምፒተር፣ኣይፓድ) ከምኡ ድማ ትሕዝቶ መዝገበ ቃላት ዝተፈላለዩ ብዙሓት ቋንቋታት።
ኣንብብ ብዛዕባ ሃይማኖታት ከመኡ ድማ እምነታት ኣብ ነርወይ።
ኖርወይ ሓንት ደሞክራስያዊት ሃገር እያ። ኣብ ኣብ ውሽጢ እዚ ደሞክራስያዊ ስርዓት እንታይ ዓይነት መሰላት ከምኡ ድማ ናጽነት ከም ዝርከብ ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ናይ ኖርወይ ባህልን ፣ልምድን ከምኡ ድማ ዓበይቲ ብዓላት ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ቴማ ሙሽሞል ትግርኛ ንድርብልሳናዊ ቋንቋ ትግርኛ ተዛረብቲ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ንትምህርቲ ዝሕግዙ ጸጋታት ይርከቡ።
ጽውጽዋይ ቡከነ ብሩስ ብነርወጂያን ቋንቋ ከምኡ ድማ ብትግርኛ። ነቲ ጽውጽዋይ ኣንብቦን ስምዓዮን ከምኡ ድማ ዕዮ ገዛ ስርሓዮ።
መዝገበ ቃላት ኣርእስታዊ ናይ ቃላት ዝርዝር ብድምጽን ከምኡ ድማ ብስእሊ፣ ንነፍስወከፍ ቃል ከምኡ ድማ ሓሳብ።
ተምሃር ቃላት ብ ቡክሞል ነርወጂያን ቋንቋ ምዓልታዊ ስእሊ ብምርኣይ ፣ ብምስማዕ ፣ ብምንባብ ከምኡ ድማ ብምጽሓፍ። ጽማቅ (ክፋል)ካብ ስእላዊ መአከቢ ቃላት ከምኡ ድማ ካብ ዝተፈላለዩ ኣርእስትታት።
ኣብዚ ብ ኒ ኖሽክ ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።
ቀዳማይ ኣርእስቲ ብዛዕባ ጂኦግራፊ ጽሑፋትን ፣ሕቶታትን ብኤለክትሮኒካዊ መሳለጥያ (ኮምፒተር፣ኣይፓድ)ዝተዳለዉ ይርከቡ ከምኡ ድማ መዝገበ ቃላት ብዝተፈላለዩ ብዙሓት ቋንቋታት።
ቀዳማይ ኣርእስቲ ብዛዕባ ጂኦግራፊ ጽሑፋትን ፣ሕቶታትን ብኤለክትሮኒካዊ መሳለጥያ (ኮምፒተር፣ኣይፓድ)ዝተዳለዉ ይርከቡ ከምኡ ድማ መዝገበ ቃላት ብዝተፈላለዩ ብዙሓት ቋንቋታት።
መሳለጥያ ምህሮታት ስነፍልጠት ንመሰጋገሪ ክላሳት ኣብ ማእከላይ ደረጃ።
ኣብ ቨርደንስቢብሎተክ አለክትሮኒካዊ መጽሓፍን ናይ ድምጺ መጽሓፍን ብቋንቋኻ ክትረክብ ትኽእል።
ቋንቋ መሪጽካ ኣገደስቲ ነጥብታት ብዛዕባ ሕብረተሰብ ኣብ ኖርዌይ ኣንብብ።
ኣብዚ ሓደ ሓደ ብድምጺ ድተተርጎመ ፊልምታት ይርከብ።
እቲ ፊልምታት ብዛዕባ ድተፈላለየ ኣርእስታት ስነፍልጠት ኢዩ።
እትምህር ሂሳብ ፊልም ተዓይኑ። ብብልጽሒ ኖርወጂንኛ ብብሉ።
ዜናታትን ጸብጻባትን ብዓረብ ፣ ዳሪ ፣ ኩርማንድጂ ፣ ሶማልን ትግርኛን ካብ ሙሉእ ኖርወይ።
Mondly– ሙንድሊይ ቋንቋ ኖርወጅያን ብዲምጺን ብስእልን ዕማም ብምስራሕን ተመሃር። ትዛረበሉ ቋንቋ ኣደ ምረጽ
ኣብዚ ሓደ ፋላጥ ወይ ክኢላ ትኸውን ቁጽሪ ብምስራሕ ። ን 2 ክፍሊ
ተምሃር ቃላት ብ ቡክሞል ነርወጂያን ቋንቋ ምዓልታዊ ስእሊ ብምርኣይ ፣ ብምስማዕ ፣ ብምንባብ ከምኡ ድማ ብምጽሓፍ። ጽማቅ (ክፋል)ካብ ስእላዊ መአከቢ ቃላት ከምኡ ድማ ካብ ዝተፈላለዩ ኣርእስትታት።
ነርወጂያን ዝተወሰኾ ቆልዑት፣ ተመሃር ነርወጂያን ቋንቋ ብምርኣይ፣ ብምስማዕ ፣ ብምንባብ ከምኡ ድማ ዕዮ ገዛ ብምስራሕ።
ኣብዚ መደብ እዚ ልምምድ ቋንቋ ነርወጂያን ብምዝርራብ ከምኡ ድማ ዝተፋላለዩ ኣርእስትታት ብምልዓል ምልምማድ። ዝተፈላለዩ ምዓልታዊ ኣርእስትታት ንዝተፈላለየ ዕድመ ዘለዎም ዝሰማማዕ።
ምስጢር ናይ ቁጽሪ -X (MK-X) ሓደ ናይ ቁጽሪ ፕሮግራም ንቆለውዕ ኣብ ዕድመ 6-7 ኮይኑ ከም ሓደ መምሃሪ ወይ ሓጋዚ ንቆልዑ ቅድሚ ቤት ትምህርቲ ምጅማሮም።
መረሽቲ ቆጸርቲ ብቁጽርን ምቁጻርን ፣ ብዓቀንን ብዕብየትን ይጻወቱ።
ብናይ ሙዚቃ ኣገባብ ኣንብብ፣ ድምጺ ብምስማዕ ኣልፋቤታት ተመሃር። ነፍስወከፍ ኣልፋቤት ሓደ መደብ ኣለዎ።
ስናሰን ኤለክትሮኒካዊ መምሃሪ ጸወታ ውሽጣዊ ዲሞክራሲ ካብ KS Ung ኢዩ። ኣብ ኮምፒተር ወይ ድኾነ ካልእ ኤለክትሮኒክ ብኒኖስክ ወይ ቡክሞል ከኣ ይጽወት።
ምዕ.4 ቤለትሮኒክ ዝተዳleወ መጽሓፍ ምስ ሰነ-ጽሑፍ ን መላመዲ( ዕዮ)ብዛዕባ ሴል ክምኡዉን ዓዕጽምቲ። መዝገበ ቃላት(አጠቃቅምኡ) ብዝተፈላለየ ቃንቃ
ቀዳማይ ኣርእስቲ ብዛዕባ ጂኦግራፊ ጽሑፋትን ፣ሕቶታትን ብኤለክትሮኒካዊ መሳለጥያ (ኮምፒተር፣ኣይፓድ)ዝተዳለዉ ይርከቡ ከምኡ ድማ መዝገበ ቃላት ብዝተፈላለዩ ብዙሓት ቋንቋታት።
ምዕ.4 ኤለትሮኒክ መጽሐፍ ምስ ሰነ-ጽሑፍ ከምኡዉን ፡መላመዲ (ዕዮ) ኮይኑ ብዛዕባ ዱር.ሰንሰለት-መግቢ፡ ደቂሰባት፡ ን ተፈጥሮ ። መዝገበ ቃላትአጠቃቅምኡን ብዝተፈላለየ ቃንቃታት።
ቀዳማይ ኣርእስቲ ብዛዕባ ጂኦግራፊ ጽሑፋትን ፣ሕቶታትን ብኤለክትሮኒካዊ መሳለጥያ (ኮምፒተር፣ኣይፓድ)ዝተዳለዉ ይርከቡ ከምኡ ድማ መዝገበ ቃላት ብዝተፈላለዩ ብዙሓት ቋንቋታት።
Learn Norwegian – ቋንቋ ኖርወጅያን ተመሃር ቃላት ኖርወጅያን ቋንቋ ብድምጽን፣ብስእሊን ነደማምጻኻ ቀዲሕካ ብምስማዕ ተመሃር። ቋንቃ እንግሊሽ ኸም መሐገዚ ተጠቀመሉ።
Duolingo– ዱሊንጎ ቋንቃ ኖርወጅያን መንገዲ ኢንግሊሽ ተማሃር። ስእሊታት ድምጺታትን ማህደረ ቃላትን የጠቃልል
ኣብዚ ብሸውዓተ ቋንቋታት ስእሊ፣ ፊልምን ጽሑፍን ብዛዕባ ትምህርቲ ተራፊክ ትረክብ፣ ኣብ የማናይ ላዕሊ ናቲ ገጽ ቋንቋ ትግርኛ ምረጽ።
ብድምጽን ስእልን ድተሰነዩ ቃላት ናይ ድተፈላለዩ ኣርእስታት።
ኡርባንክ
ስእሊ እናረኣኻ ነቲ ቃል ከኣ ብኖስክ ስማዕ።
ናይ ኖስክ ትምህርቲ ጀምር። 3 ደረጃታት።
እዚ መርበብ ኣካል ናይ «ኖስክ ስታርት» ትብል መጽሓፍ ኢዩ ግን ብደይ መጽሓፍ’ውን ክትጥቀመሉ ይከኣል።
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ሀክሰን ደgዲር- (ደግዲር እታ ጠንቋሊት) ጽንጽዋይ ካብ ሶማልያ። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ጽንጽዋይ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ሃተ ሰልገረን- (እቲ ሸያጢ ቆብዕ) ዛንታ ካብ ስሪላንካ። ኢራን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ዛንታ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ዲ ኡቡድነ የስተነ- (እቶም ዘይዕዱማት ኣጋይሽ) ዛንታ ካብ ኢራን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ዛንታ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።
ኤለክትሮኒካዊ መምሃሪ ምንጪ ጆግራፊ። ብሶማል፣ ትግርኛ፣ ዓረብን ኖስክን ዛንታታት ስማዕን ኣንብብን።
ኤለክትሮኒካዊ መዝገበ ቃላት ብኖስክን ብዙሓት ካለኦት ቋንቋታትን።
መጽሓፍ ናይ ህጻናት ኣንብብ። 40 ዛንታታት ብጽሑፍ ፣ ስእልን ድምጽን ብ 15 ቋንቋታት ኮምኡውን ቡክሞልን ኒኖስክን።
ኣሳታፊ መዝገበ ቓላት ምስ ስእሊ፣ ጽሑፍን ድምጽን።