ናይ ዲጂታል ፕሮግራም

ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፕሮግራም ኣብ ኮምፕዩተር ወይ ድማ ኣብ

ስማርት ተሌፎን ክትጽዕኖ ትኽእል

Det flerspråklige bibliotek

Det flerspråklige bibliotek

Som privatperson har du tilgang til alle DFBs samlinger via ditt lokale bibliotek. Biblioteket kan bestille bestemte titler til deg eller bokpakker på språk du er interessert i
Duolingo

Duolingo

Duolingo– ዱሊንጎ ቋንቃ ኖርወጅያን መንገዲ ኢንግሊሽ ተማሃር። ስእሊታት ድምጺታትን ማህደረ ቃላትን የጠቃልል

First Contact

First Contact

መሰርታዊ ቋንቋ እንግሊዝ፣ ኣፕ (app) ን ኣፕል ላፕቶፕ ምስ ፊልምታት፣ ናይ ድምጺ ፋይላትን ዕዮታትን።

First Contact

First Contact

መሰረታዊ ቋንቋ እንግሊዝ፣ ንሞባይልን ኮምፒተራትን ድኸውን ኣፕ ምስ ፊልምታት፣ ናይ ድምጺ ፋይልን ዕዮታትን።

Klar ferdig norsk!

Klar ferdig norsk!

ካብ ኢንተርኔት ብዝርከብ ሓገዝ ምስማዕ፣ ምጽሓፍ፣ ከምኡ ድማ ክትዛረብ ምፍታን ብ ኒ ኖሽክ ነርወጂያን ቋንቋ። ንጽሑፋትን ከምኡ ድማ ንብዙሓት ኣርእስትታት ምትግባር።

Learn Norwegian!

Learn Norwegian!

Learn Norwegian – ቋንቋ ኖርወጅያን ተመሃር ቃላት ኖርወጅያን ቋንቋ ብድምጽን፣ብስእሊን ነደማምጻኻ ቀዲሕካ ብምስማዕ ተመሃር። ቋንቃ እንግሊሽ ኸም መሐገዚ ተጠቀመሉ።

Mondly

Mondly

Mondly– ሙንድሊይ ቋንቋ ኖርወጅያን ብዲምጺን ብስእልን ዕማም ብምስራሕን ተመሃር። ትዛረበሉ ቋንቋ ኣደ ምረጽ

New Amigos Android

New Amigos Android

ክትዛረብ ከለኻ እትትርጉም ኣፕ።
ብመልክዕ ጸወታ ቋንቋ ተማሃር።

Nye ord (Android)

Nye ord (Android)

ኒየ ኡርድ ናቱ ኣፕሊኬሽን ኣለዎ። ኣብዚ ተወሰኽቲ ዕዮታት ናይ ክፋላት ናይ’ታ መጽሓፍ ብሓደ ዓይነት ስም ክትረክብ ይከኣል። ንቋንቋ ኖርወይ ንድመሃሩ ዓበይትን ቆልዑን ድሰማማዕ ኢዩ።

Nye ord (iOS)

Nye ord (iOS)

ኒየ ኡርድ ናቱ ኣፕሊኬሽን ኣለዎ። ኣብዚ ተወሰኽቲ ዕዮታት ናይ ክፋላት ናይ’ታ መጽሓፍ ብሓደ ዓይነት ስም ክትረክብ ይከኣል። ንቋንቋ ኖርወይ ንድመሃሩ ዓበይትን ቆልዑን ድሰማማዕ ኢዩ።