Skip to content
ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳዕ 4ይ ክፍሊ
ዝተፈላለዩ መጻሕፍቲ ብኖዉርጂያን ቃንቃ ብላህጃ ቡክሞል ን ንይኖሽክ ከምኡዉን አደ ቃንቃ። ምረጽ አብቲ መጽሐፍ ዘሎ ሰሌዳ ቃንቃ። እዚ ንምንባብ ከምኡዉን ቁጽሪ/አሃዝ/(መላመዲ/መሰልጠኒ ኢ
ቢልደቴማ ኣርኢስቲ (ፍረ ነገር) ምረጽ፣ብድምጺ ብስእሊ ከምኡ ድማ ብጥቅሲ ተመሃር።
ሕብርታት ፡ ምልላይ (ምፍላጥ)
ቁጽርታት ፡ ምልላይ (ምፍላጥ)። ኣቆጻጽራ ስዓትውን ተምሃር።
ኣብዚ መደብ እዚ ፥ ናይ ክፍሊ ኣካላትካ (ኢድ፡እግሪ) ፣ ኣብ መሕጸቢ ኣካላት(ባኞ) ዝርከቡ ፣ ኣብ ክሽነ ዝርከቡ ፣ ናይ እትፈትዎም እንስሳታት፣ ናይ እትጻወተሎም ነገራት ፣ቃላት ክትምሃር ትኽእል።
ስዓት ክንደይ ኣሎ?
እንታይ ትገብር ኣሎኻ? ግብራዊ ግስ መደብ 1
እንታይ ትገብር ኣሎኻ? ግብራዊ ግስ መደብ 2
እንታይ ትርኢ ኣሎኻ? ኣብቲ ናይ ሕርሻ ቦታ ትራክቶርን እንስሳታትን።
እንታይ ትርኢ ኣሎኻ? ናይ በረኻ እንስሳታት።
እንታይ ትርኢ ኣሎኻ? ዳይኖሶርስን ከምኡውን ካልኦት ብዙሓት።
ናይ ሕብርታት መዝሙር ፣ ከምኡ ድማ ዝተፈላለዩ ሕብርታት ተመሃር።
እንታይ ትፈቱ ክትበልዕ? መዝሙር ብዛዕባ ፍሩታታት ዝገልጽ።
ናይ ስድራቤት መዝሙር።
መዝሙር ብዛዕባ እንስሳታት ፡ ብዛዕባ መጎዓዝያ ፡ ከምኡውን ብዛዕባ ቅርጽታት።
እንታይ ትርኢ ኣሎኻ? እንስሳታትን ድምጽን።
እንታይ ትሪኢ ኣሎኻ ? መካይን ከምኡ ድማ ከጎዓዕዛ።
ኣብዚ መደብ እዚ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ ንቆለውዕ ይርከብ። ብምስማዕ፣ ብምንባብ፡ ከምኡ ድማ መሰጥቲ ዛንታታት(ጽውጽዋያት)ብምዕዛብ ቋንቋ እንግሊዝኛ ተምሃር ።
ኣብዚ መደብ እዚ፦ ቃላት ብምንባብን ብምስማዕን፡ ከምኡ ድማ ቃላት ብምግጣም ምሉእ ሓሳባት ኣዳሉ። ን 1-2 ክፍሊ
ኣብዚ መደብ እዚ ፦ ቃላት ኣጋጥም ፡ ሙሉእ ሓሳባት ኣዳሉ ፡ ከምኡ ድማ ንቃላት በብፊደላቶም ስርዓዮም። ን 3 ክፍሊ
ኣብዚ መደብ እዚ ፦ ቃላት ኣጋጥም ፡ ሙሉእ ሓሳባት ስራሕ ፡ ከምኡ ድማ ንቃላት በብፊደላቶም ስርዓዮም። ን 4 ክፍሊ
ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ
ኣብዚ መደብ እዚ ፦ ብ ቋንቋ እንግሊዝን ፡ ብዝተፈላለየ ልዕሊ 20 ካልእ ቋንቋታት፣ ዛንታታት ኣንብብን ስማዕን ።
ኣብዚ መደብ እዚ፦ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ንቆልዑ ይርከብ። ጸወታታት(ግጥማት)፣ መዛሙር፣ ዛንታታት፣ ከምኡ ድማ ንጥፈታት ። ን 5 -7 ክፍሊ።
መደብ ሳላቢ፣ ዛንታታት ፣ ጸወታ ፣ ልምማድ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ መዝገበ ቃላት ይርከብዎ። ከምኡ ድማ ሰሙናዊ ዕዮ። ን 5 7 ክፍሊ።
ኣብዚ መደብ እዚ ብመጀመርያ ናትካ ቋንቋ (ቋንቋ ኣዴኻ) ምረጽ ፣ ብድሕርዚ ድማ እቲ ክትመሃሮ እትደሊ ቋንቋ ምረጽ። ሓረግ (ሰዋሱው) መጽሓፍ ፣ ቃላት ይርከቡ።
ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ
ኣብዚ መደብ እዚ፣ 30 መደባት ብቪድዮ ዝተሰላሰሉ፣ ቃላትን ከምኡ ድማ ሰዋሱን ንታሕተዋይ ማእከላይ ደረጃ ዝተዳለዉ ይርከብ።