እንግሊዘኛ

ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳዕ 4ይ ክፍሊ

Bildetema

Bildetema

ኣሳታፊ መዝገበ ቓላት ምስ ስእሊ፣ ጽሑፍን ድምጽን።
Engelsk 1-2

Engelsk 1-2

ኣብቲ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢን ብዛዕባ ፊደላት እንግሊዝ ፣ ቃላት ፣ ሕሳብን ምንባብ ሓጸርቲ ጽሑፋትን ድማ ክትመሃር ትኽእል 

Engelsk 3-4

Engelsk 3-4

ኣብቲ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢን ብዛዕባ ህዝቢ ፣ እንስሳ ፣ ዓለም ፣ ጥዕናን ሜላታት ኣነባብራን ፣ ቀዳማይ ረዲኤትን ምንባብ ሕጸርቲ ጽሑፋትን ድማ ክትመሃር ትኽእል

First choice

First choice

ኣብዚ መደብ እዚ፣ ቃላት ምስ ስእልታት ግጠሞም። ከምኡ ድማ ብምንቅስቋስ እቲ ልክዕ ናይ ስዓት ግዜ ኣብት ስእሊ ኣርኢ።

kunnskap.no

Friends 1-6

ፍሬንድስ- ብመልክዕ መዝሙር ፣ ዝርርብን ጸወታን ምዝራብ ቋንቋ እንግሊዝ ተማሃር።

Global digital library engelsk

Global digital library engelsk

ካብ መላእ ዓለም ፣ ብቋንቋ እንግሊዝ ድተጻሕፉ ዛንታታት ደለዎም መጻሕፍቲ ኣንብብ። ደረጃ ምረጽ።

Starfall

Starfall

ኣብዚ መደብ እዚ ፥ ናይ ክፍሊ ኣካላትካ (ኢድ፡እግሪ) ፣ ኣብ መሕጸቢ ኣካላት(ባኞ) ዝርከቡ ፣ ኣብ ክሽነ ዝርከቡ ፣ ናይ እትፈትዎም እንስሳታት፣ ናይ እትጻወተሎም ነገራት ፣ቃላት ክትምሃር ትኽእል።

Starfall

Starfall

ስዓት ክንደይ ኣሎ?

Starfall

Starfall

ናይ እንግሊዝ ፊደላትን ከምኡ ድማ ገለ ገለ ቃላትን ንምንባብ ድሉው ኩን።

Starfall

Starfall

ንኸተንብብ ተምሃር ። ከምኡ ድማ ቃላት ብምድላው ምስ ስእልታት ግጠሞም፡ፊልማት ተዓዘብ ፡መዛሙርውን ስማዕ።

Youtube

Youtube

ኣብ Fairy tales ድብል መስመር ዩትዩብ ንሓደ ዛንታ ብድተፈላለየ ቋንቋታት ክትሰምዕን ክትሪኦን ትኽእል፣ ከም ተወሳኺ ኩሎም እቶም ተንቀሳቓሲ ስእልታት ብእንግሊዝ ጽሑፍ ኣለዎም።

Youtube

Youtube

እንታይ ትገብር ኣሎኻ? ግብራዊ ግስ መደብ 1

Youtube

Youtube

እንታይ ትገብር ኣሎኻ? ግብራዊ ግስ መደብ 2

Youtube

Youtube

እንታይ ትርኢ ኣሎኻ? ኣብቲ ናይ ሕርሻ ቦታ ትራክቶርን እንስሳታትን።

Youtube

Youtube

እንታይ ትርኢ ኣሎኻ? ናይ በረኻ እንስሳታት።

Youtube

Youtube

እንታይ ትርኢ ኣሎኻ? ዳይኖሶርስን ከምኡውን ካልኦት ብዙሓት።

Youtube

Youtube

ናይ ሕብርታት መዝሙር ፣ ከምኡ ድማ ዝተፈላለዩ ሕብርታት ተመሃር።

Youtube

Youtube

እንታይ ትፈቱ ክትበልዕ? መዝሙር ብዛዕባ ፍሩታታት ዝገልጽ።

Youtube

Youtube

ናይ ስድራቤት መዝሙር።

Youtube

Youtube

መዝሙር ብዛዕባ እንስሳታት ፡ ብዛዕባ መጎዓዝያ ፡ ከምኡውን ብዛዕባ ቅርጽታት።

Youtube

Youtube

እንታይ ትሪኢ ኣሎኻ ? መካይን ከምኡ ድማ ከጎዓዕዛ።

ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ

Bildetema

Bildetema

ኣሳታፊ መዝገበ ቓላት ምስ ስእሊ፣ ጽሑፍን ድምጽን።

book2

book2

ኣብዚ መደብ እዚ ብመጀመርያ ናትካ ቋንቋ (ቋንቋ ኣዴኻ) ምረጽ ፣ ብድሕርዚ ድማ እቲ ክትመሃሮ እትደሊ ቋንቋ ምረጽ። ሓረግ (ሰዋሱው) መጽሓፍ ፣ ቃላት ይርከቡ።

Engelsk 5-7

Engelsk 5-7

ኣብቲ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢ ከምኡውን ብዛዕባ ንሕና መን ሙዃንና ፣ ብዛዕባ ምድሪን ነገራት ከመይ ከምድሰርሑን ምንባብ ሓጸርቲ ጽሑፋትን ክትመሃር ትኽእል

kunnskap.no

Friends 1-6

ፍሬንድስ- ብመልክዕ መዝሙር ፣ ዝርርብን ጸወታን ምዝራብ ቋንቋ እንግሊዝ ተማሃር።

Global digital library engelsk

Global digital library engelsk

ካብ መላእ ዓለም ፣ ብቋንቋ እንግሊዝ ድተጻሕፉ ዛንታታት ደለዎም መጻሕፍቲ ኣንብብ። ደረጃ ምረጽ።

History for kids

History for kids

ታሪኽ ንቆልዑ፣ ነጻ መስመር ኢንተርኔት ናይ ታሪኽ መርበብ ሓበሬታ። ዓንቀጻት፣ መላማመዲ ጽሑፋት፣ ከምኡ ድማ ሓፈሻዊ ፈተና ይርከቡ።

LearnEnglish Kids

LearnEnglish Kids

ኣብዚ መደብ እዚ፦ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ንቆልዑ ይርከብ። ጸወታታት(ግጥማት)፣ መዛሙር፣ ዛንታታት፣ ከምኡ ድማ ንጥፈታት ። ን 5 -7 ክፍሊ።

Project Britain

Project Britain

ኣብዚ መደብ እዚ፣ ብቀሊሉ ከተንብቦን ክትርድኦን እትኽእል፡ሓቅታት ከምኡ ድማ ሓበሬታታት ብዛዕባ ዓባይ ብሪጣንያ (ዓዲ እንግሊዝ )ትረክብ።

ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ

BBC

BBC

ኣብዚ መደብ እዚ፣ 30 መደባት ብቪድዮ ዝተሰላሰሉ፣ ቃላትን ከምኡ ድማ ሰዋሱን ንታሕተዋይ ማእከላይ ደረጃ ዝተዳለዉ ይርከብ።

Bildetema

Bildetema

ኣሳታፊ መዝገበ ቓላት ምስ ስእሊ፣ ጽሑፍን ድምጽን።

Engelsk 8-10

Engelsk 8-10

ኣብቲ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢ ከምኡውን ብዛዕባ ዲሞክራሲ ፣ ደቂ ሰባት ፣ ጥዕናን ነገራት ብኸመይ ከምድሰርሑን ክትመሃር ትኽእል

First Contact

First Contact

መሰርታዊ ቋንቋ እንግሊዝ፣ ኣፕ (app) ን ኣፕል ላፕቶፕ ምስ ፊልምታት፣ ናይ ድምጺ ፋይላትን ዕዮታትን።

First Contact

First Contact

መሰረታዊ ቋንቋ እንግሊዝ፣ ንሞባይልን ኮምፒተራትን ድኸውን ኣፕ ምስ ፊልምታት፣ ናይ ድምጺ ፋይልን ዕዮታትን።

Grip 1 engelsk- gratis tilgang

Grip 1 engelsk- gratis tilgang

ግሪፕ 1 ቋንቋ እንግሊዝ ንግዚኡ ንኹሉ ክፉት ኢዩ።

IXL

IXL

ምግጥጣም ፣ ጥበባዊ ቋንቋ ፣ ሳይንስን ከምኡ ድማ ማሕበራዊ ትምህርቲ ካብ መዋእለ ህጻናት ስጋብ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ።

Loecsen engelsk

Loecsen engelsk

መሰረታዊ ናይ ቋንቋ ስልጠና። ኣብቲ ዝርዝር ቋንቋታት ቁንቋ ኣደኻ ምረጽ።