ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳዕ 4ይ ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ
ብቋንቋ ኖርወጂያን
ኣብዚ ዝተፈላለዩ መዐቀኒታት ከም ብዓል ክብደት (ሚዛን)፣ ቮልዩም፣ ግዝየ፣ ከምኡ ድማ ገንዘብ ከተጽንዕ ትኽእል።
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ።
ቁጽሪ 1 – 2 ብዙሓት ዝተፈላለዩ ሕቶታት ከምኡ ድማ ውጥናት ብዛዕባ ጅኦሜትሪ።
ቁጽሪ 1-2 ቁመት ከምኡ ድማ ስፍሓት። ብዙሓት ዝተፈላለዩ ሕቶታት ከምኡ ድማ ውጥናት ።
ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ
ኣምራት ኣብ ቁጽሪ፣ ብድምጽን ጽሑፍን ብትግርኛን ኖስክን ድተሰነየ።
ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ን5-7 ደረጃ ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ
ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።
ብቋንቋ ኖርወጂያን
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ። ን 5. ክፍሊ።
ብምስማዕን ምንባብን ዕለታትን ሰዓትን ተማሃር።
ኣብዚ ብ ቡክሞል ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ።
ኣብዚ እተን ኣርባዕተ መደባት ናይ ቁጽሪ ከተጽንዕ ትኽእል። (+, -, x, : ) ኣርእስቲ ምረጽ ብ መሓበሪ ።
ኣምራት ኣብ ቁጽሪ፣ ብድምጽን ጽሑፍን ብትግርኛን ኖስክን ድተሰነየ።
ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ን5-7 ደረጃ ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ
ኣብዚ ብዛዕባ ሚዛን (ክብደት) ከምኡ ድማ ዓቀን ብ ዘገርም ሕቶታት ከምኡ ድማ ተግባራት ክትምሃር ትኽእል።
ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።
ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ
ኤፍ ቢ ዩ- ኣብዚ ሓፈሻዊ መግለጺ ብዛዕባ ቃላትን ኣምራትን ኣብ ቁጽሪ ምስ ገለጽቲ ስእልታት ብኖስክን ብቋንቋኻን ክትረክብ ትኽእል።
ቁጽሪ መላመዲ ፡ቴማ፡ መዓቀኒ(ሞልስቶክ) ማዕረ ቅርጺ
ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።
ብቋንቋ ኖርወጂያን
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ምልምማድ ግበር ንሕቶታት ናይ ቁጽሪ ብኖርወጂያን ቋንቋ። ን 8 ክፍሊ
ብምስማዕን ምንባብን ዕለታትን ሰዓትን ተማሃር።
ኤፍ ቢ ዩ- ኣብዚ ሓፈሻዊ መግለጺ ብዛዕባ ቃላትን ኣምራትን ኣብ ቁጽሪ ምስ ገለጽቲ ስእልታት ብኖስክን ብቋንቋኻን ክትረክብ ትኽእል።
ኣብዚ ብ ቡክሞል ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።
ኣብዚ ብ ኒ ኖሽክ ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።