ስነ-ቁጽሪ

ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳዕ 4ይ ክፍሊ

Jeg kan regne

Jeg kan regne

ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ቁጽሪ ካብ 1 ስጋብ 10 ምድማርን (+) ምጉዳልን (-) ክትፈልጥ ትኽእል።
Jeg kan regne 1-4

Jeg kan regne 1-4

ንኻብ 1ይ ክሳብ 4ይ ክፍሊ ዕዮታት ናይ ቁጽሪ። 

Matematikk 1-4

Matematikk 1-4

ኣብቲ ናይ ሕሳብ ወይ ቁጽሪ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢን ድተፈላለዩ ኣምራት ኣብ ቁጽሪ ከም ምቑጻር ፣ ምቕማር ምስ ምጉዳልን ምድማርን ከምኡውን ካልእ ነገራት ኣብ ቁጽርን ክትማሃር ትኽእል  

Matematikk.org

Matematikk.org

ኣብዚ ሓደ ክኢላ ወይ ፈላጥ ትኸውን ቁጽሪ ብምስራሕ ። ን 1 ክፍሊ

Matematikk.org

Matematikk.org

ኣብዚ ሓደ ፋላጥ ወይ ክኢላ ትኸውን ቁጽሪ ብምስራሕ ። ን 2 ክፍሊ

Matematikk.org

Matematikk.org

ኣብዚ ሓደ ፋላጥ ወይ ክኢላ ትኸውን ቁጽሪ ብምስራሕ። ን 3 ከምኡ ድማ 4 ክፍሊ

NRK Super

NRK Super

መረሽቲ ቆጸርቲ ብቁጽርን ምቁጻርን ፣ ብዓቀንን ብዕብየትን ይጻወቱ።

NRK Super

NRK Super

ምስጢር ናይ ቁጽሪ -X (MK-X) ሓደ ናይ ቁጽሪ ፕሮግራም ንቆለውዕ ኣብ ዕድመ 6-7 ኮይኑ ከም ሓደ መምሃሪ ወይ ሓጋዚ ንቆልዑ ቅድሚ ቤት ትምህርቲ ምጅማሮም።

Tall og mengde - memoryspill

Tall og mengde – memoryspill

ታል ኦግ መንግደ- (ቁጽርን ትሕዝቶን) ብድተፈላለየ ቋንቋ ምቑጻር ተማሃር። እዚ ጽሑፍ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።

ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ

Dagen i dag

Dagen i dag

ዕለታትን ሰዓትን ተማሃር። ካብ’ቲ ብዙሕ ቋንቋታት ምረጽ።

Matematikk 5-7

Matematikk 5-7

ኣብቲ ናይ ሕሳብ ወይ ቁጽሪ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢ ከምኡውን ብዛዕባ ኣሃዛት ፣ ምምስሳላት ፣ ጂኦሜትሪ ፣ ዓቐን ፣ ስታትስቲክን ወይ ኣሃዛዊ ገምጋምን ተኽእሎታትን ክትመሃ ትኽእል 

Matematikk.org

Matematikk.org

ናይ ቁጽሪ ፋላጥ ወይ ክኢላ ን 5 ከምኡ ድማ 6 ክፍሊ

Matematikk.org

Matematikk.org

ናይ ቁጽሪ ፋላጥ ወይ ክኢላ ን 7 ክፍሊ

Matematikk.org

Matematikk.org

ሓደ ፋላጥ ወይ ክኢላ ኣብ ንኣሽቱን ዓበይትን ናይ ምርባሕ ሰንጠረዥ ኽትከውን ኣብዚ ተመልከት።

Matematikk.org

Matematikk.org

ብኣሃዛት ምሕሳብ 5-7 ። ኣብዚ ንምድማር ፣ምጉዳል ፣ ምርባሕ ከምኡ ድማ ምምቃል ከተጽንዕ ትኽእል።

MatteMestern

MatteMestern

ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ።

NRK

NRK

ኣብዚ መሓበሪ ፣ ዝተፈላለዩ ንቁጽሪ ክሕግዙ ዝኽእሉ ናይ ቁጽሪ ፊልማት ብትግርኛ ክትርኢ ትኽእል።

Tema morsmål

Tema morsmål

ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።

ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ

Algebra

Algebra

ብዛዕባ ኣልጀብራ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።

Brøk

Brøk

ብዛዕባ ጉዚ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።

Dagen i dag

Dagen i dag

ዕለታትን ሰዓትን ተማሃር። ካብ’ቲ ብዙሕ ቋንቋታት ምረጽ።

Desimaltall

Desimaltall

ብዛዕባ ደሲማል ቁጽርታት ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።

FBU

FBU

ኤፍ ቢ ዩ- ኣብዚ ሓፈሻዊ መግለጺ ብዛዕባ ቃላትን ኣምራትን ኣብ ቁጽሪ ምስ ገለጽቲ ስእልታት ብኖስክን ብቋንቋኻን ክትረክብ ትኽእል።

Funksjoner

Funksjoner

ብዛዕባ ዕማማት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ ምስርሕ ምምሃር።

Geometri

Geometri

ብዛዕባ ጂኦሜትሪ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።

GRIP

GRIP

ኣብዚ ብ ኒ ኖሽክ ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።

GRIP

GRIP

ኣብዚ ብ ቡክሞል ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።

Grip

Grip

ዕዮታት ማሕበራዊ ትምህርቲ ፣ ስነፍልጠት ፣ ቁጽርን እንግሊዝን። ነቲ መጽሓፍ ብዘይምሓዝ (ምውሳድ) ክትጥቀመሉ ይከኣል። 

Heltall

Heltall

ብዛዕባ ምሉእ ቁጽርታት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።

Jeg fikser matte

Jeg fikser matte

ቁጽሪ ወይ ሕሳብ ካብ 8ይ – 10ይ ክፍሊ ብቋንቋ ኣደ ዝተደገፈ ክለሳታትን መብርሂታትን/መግለጺታትን 

Jeg fikser matte

Jeg fikser matte

ቁጽሪ ወይ ሕሳብ ካብ 8ይ – 10ይ ክፍሊ ብቋንቋ ኣደ ዝተደገፈ ክለሳታትን መብርሂታትን/መግለጺታትን 

Likninger

Likninger

ብዛዕባ ምዕሪት ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።

MatteMestern

MatteMestern

ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ።

NRK

NRK

ኣብዚ መሓበሪ ፣ ዝተፈላለዩ ንቁጽሪ ክሕግዙ ዝኽእሉ ናይ ቁጽሪ ፊልማት ብትግርኛ ክትርኢ ትኽእል።

Prosent

Prosent

ብዛዕባ ሚእታዊት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ ምስርሕ ምምሃር።

Sandefjordskolen

Sandefjordskolen

ምልምማድ ንዕስሪታዊ ስርዓት እዞም ዝስዕቡ ኣሃዛት ብምምራጽ፡ 1,10,100,1000.

Statistikk

Statistikk

ብዛዕባ ስታትስቲክስ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።

Tema morsmål

Tema morsmål

ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።

Tospråklig matematikk 8-10

Tospråklig matematikk 8-10

ኣብቲ ድርብ ልሳናዊ ናይ ቁጽሪ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ብዙሓት ተንቀሳቓሲ ስእልታት ክትርኢ ትኽእል። ብዛዕባ ኣሃዛት ፣ ጉዚ ፣ ሚእታዊት ፣ ኣልጅብራ ፣ ተመሳሳልነትን ፎርሙላታትን ፣ ዓቐን ፣ ጂኦሜትሪ ፣ ግራፍን ተዛምዶን ፣ ፣ስታትስቲክ ፣ ተኽእሎታትን ቁጠባን ክትመሃር ትኽእል። ኣብቲ ዝርዝር ምርጫ ካብ መንጎ ኖስክ (ቡክሞል) ፣ ዓረብ ፣ ዳሪ ፣ ፓሽቶ ፣ ኩርማንድጂን ትግርኛን ክትመርጽ ትኽእል።