ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳዕ 4ይ ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ
ኣሃዛት(ቁጽሪ) ተምሃር ብ ትግርኛን ብ ነርወጂያን ቋንቋ።
ብቋንቋ ኖርወጂያን
ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ቁጽሪ ካብ 1 ስጋብ 10 ምድማርን (+) ምጉዳልን (-) ክትፈልጥ ትኽእል።
ኣብዚ ሓደ ክኢላ ወይ ፈላጥ ትኸውን ቁጽሪ ብምስራሕ ። ን 1 ክፍሊ
ኣብዚ ሓደ ፋላጥ ወይ ክኢላ ትኸውን ቁጽሪ ብምስራሕ ። ን 2 ክፍሊ
ኣብዚ ሓደ ፋላጥ ወይ ክኢላ ትኸውን ቁጽሪ ብምስራሕ። ን 3 ከምኡ ድማ 4 ክፍሊ
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ።
Lær om tall fra 0 til 50.
መረሽቲ ቆጸርቲ ብቁጽርን ምቁጻርን ፣ ብዓቀንን ብዕብየትን ይጻወቱ።
ምስጢር ናይ ቁጽሪ -X (MK-X) ሓደ ናይ ቁጽሪ ፕሮግራም ንቆለውዕ ኣብ ዕድመ 6-7 ኮይኑ ከም ሓደ መምሃሪ ወይ ሓጋዚ ንቆልዑ ቅድሚ ቤት ትምህርቲ ምጅማሮም።
ኣሃዛት(ቁጽሪ) ተምሃር ብ ትግርኛን ብ ነርወጂያን ቋንቋ።
ቁጽሪ 1-2 ብዙሓት ዝተፈላለዩ ዕዮታት ከምኡ ድማ ውጥናት ።
ምልምማድ ንዕስሪታዊ ስርዓት እዞም ዝስዕቡ ኣሃዛት ብምምራጽ፡ 1,10,100,1000.
ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ
ኛይ ቁጽሪ መላመዲ ቴማ ቁጽሪ /አሃዝ/ መስርዕ ስይስተም. ሮማዉያን ቁጽሪ፡ ዘይዛነቅ(ፕሪምታል) አሃዝ ካልኦት ብዝሒ ተውሳኺ
ኣብዚ መሓበሪ ፣ ዝተፈላለዩ ንቁጽሪ ክሕግዙ ዝኽእሉ ናይ ቁጽሪ ፊልማት ብትግርኛ ክትርኢ ትኽእል።
ኣምራት ኣብ ቁጽሪ፣ ብድምጽን ጽሑፍን ብትግርኛን ኖስክን ድተሰነየ።
ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ብድምጺ ዝተደገፈ ናይ አሃዝ/ቁጽሪ ካብ 57 ደረጃ ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ
ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ን5-7 ደረጃ ክፍሊ። ብ ድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ
ብዙሓት ዝተፈላለዩ ናይ ቁጽሪ ዕዮታት ምስ ትግርኛ መዝገበ ቃላት። ብላዕሊ ካብ ዝርከብ ገጽ መሐገዚ ቋንቋ ምረጽ።
ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።
ብቋንቋ ኖርወጂያን
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ። ን 5. ክፍሊ።
ኣብዚ ብ ቡክሞል ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።
ኛይ ቁጽሪ መላመዲ ቴማ ቁጽሪ /አሃዝ/ መስርዕ ስይስተም. ሮማዉያን ቁጽሪ፡ ዘይዛነቅ(ፕሪምታል) አሃዝ ካልኦት ብዝሒ ተውሳኺ
ናይ ቁጽሪ ፋላጥ ወይ ክኢላ ን 5 ከምኡ ድማ 6 ክፍሊ
ናይ ቁጽሪ ፋላጥ ወይ ክኢላ ን 7 ክፍሊ
ሓደ ፋላጥ ወይ ክኢላ ኣብ ንኣሽቱን ዓበይትን ናይ ምርባሕ ሰንጠረዥ ኽትከውን ኣብዚ ተመልከት።
ብኣሃዛት ምሕሳብ 5-7 ። ኣብዚ ንምድማር ፣ምጉዳል ፣ ምርባሕ ከምኡ ድማ ምምቃል ከተጽንዕ ትኽእል።
ናይ ጉዚ(ፍራክሽን) ውድድር ን 5-7 ። ኣብዚ ዝተፈላለዩ ናይ ጉዚ ዕዮታት ከተጽንዕ ትኽእል።
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ።
ኣብዚ እተን ኣርባዕተ መደባት ናይ ቁጽሪ ከተጽንዕ ትኽእል። (+, -, x, : ) ኣርእስቲ ምረጽ ብ መሓበሪ ።
ኣብዚ መሓበሪ ፣ ዝተፈላለዩ ንቁጽሪ ክሕግዙ ዝኽእሉ ናይ ቁጽሪ ፊልማት ብትግርኛ ክትርኢ ትኽእል።
ኣምራት ኣብ ቁጽሪ፣ ብድምጽን ጽሑፍን ብትግርኛን ኖስክን ድተሰነየ።
ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ብድምጺ ዝተደገፈ ናይ አሃዝ/ቁጽሪ ካብ 57 ደረጃ ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ
ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ን5-7 ደረጃ ክፍሊ። ብ ድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ
ብዙሓት ዝተፈላለዩ ናይ ቁጽሪ ዕዮታት ምስ ትግርኛ መዝገበ ቃላት። ብላዕሊ ካብ ዝርከብ ገጽ መሐገዚ ቋንቋ ምረጽ።
ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።
ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ
ብዛዕባ ጉዚ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ብዛዕባ ደሲማል ቁጽርታት ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ኤፍ ቢ ዩ- ኣብዚ ሓፈሻዊ መግለጺ ብዛዕባ ቃላትን ኣምራትን ኣብ ቁጽሪ ምስ ገለጽቲ ስእልታት ብኖስክን ብቋንቋኻን ክትረክብ ትኽእል።
ብዛዕባ ምሉእ ቁጽርታት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ኣብዚ መሓበሪ ፣ ዝተፈላለዩ ንቁጽሪ ክሕግዙ ዝኽእሉ ናይ ቁጽሪ ፊልማት ብትግርኛ ክትርኢ ትኽእል።
ብዛዕባ ሚእታዊት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ ምስርሕ ምምሃር።
ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።
ብቋንቋ ኖርወጂያን
ብዛዕባ ጉዚ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ምልምማድ ግበር ንሕቶታት ናይ ቁጽሪ ብኖርወጂያን ቋንቋ። ን 8 ክፍሊ
ብዛዕባ ደሲማል ቁጽርታት ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ኤፍ ቢ ዩ- ኣብዚ ሓፈሻዊ መግለጺ ብዛዕባ ቃላትን ኣምራትን ኣብ ቁጽሪ ምስ ገለጽቲ ስእልታት ብኖስክን ብቋንቋኻን ክትረክብ ትኽእል።
ኣብዚ ብ ቡክሞል ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።
ኣብዚ ብ ኒ ኖሽክ ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።
ብዛዕባ ምሉእ ቁጽርታት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ቁጽሪ መላመዲ፡ቴማ ቁጽሪ ፡ አርባዕቲኦም መሰረት ቁጽሪ ከምኡዉን ተወሳኺ