ኣካላዊ ጥዕና

ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳዕ 4ይ ክፍሊ

ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ

Lær ord om kroppen og følelser på tigrinja og norsk.
ትምህርተ-ቃላት ብዛዕባ አካልትና ከምኡዉን ስሚዒታት ብኖርዉጂያን ፡ትግሪጃ ቃንቃ
logo bildtetema
ብካልአይ ቃንቃ ዝተዳለወ ስእልን ድምጽን ብዛዕባ ክፋል አካላትና ብዛዕባ ዉሽጢ አካልትና ዝርክቡ
kroppens organer
ፍረ፡ሓሳብ: ክፋል ኣካላትና ሸቶ: ተምሃሮ: ኣስማት ውሽጣዊ ክፋላት ኣካላት ይፈልጡን፣ ገለ ውሽጣዊ ክፋል ኣካላት ብኸመይ ከምዝዓዩን ክገልጹ ይኽእሉን።

ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ

ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ

Begreper i naturfag. Med lyd og tekst på tigrinja og norsk.
Begreper i naturfag. Med lyd og tekst på tigrinja og norsk.
Læringsressurser i naturfag for 5.-7. trinn. Lydstøtte på menyene.
ናይ ተፈጥሮ ሳይንስ መረዳ -እታ ን 5-7 ደርጃ ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ። ( ሐደ ዓይነት ኢዩ ምስ እዚ አብ ላዕሊ ዘሎ)
Lær om kropp og helse. Film og oppgaver. For ordbokfunksjon tigrinja klikk på grønn knapp øverst på siden.
ትምህርቲ ብዛዕባ አካልትና ን ጥዕናን። ፊልም ከምኡዉን መላመዲ ዕዮ ንመዝገበ ቃላት ትግርንኛ አብ ላዕሊ ትረከብ ብጎኒ ቀጠልያ ጠዉቅ።
øre illustrasjon
ህዋስ ምስማዕ፡ (Hørselsansen) ጭብጢ ሰነ ጽሑፍ ዕዮ-ስራሕ ዝርዝር ቃላት ከምኡዉን መላመዲ ዕዮ
hjertet illustrasjon
ልቢ፡ ደም፡ ምትንታን ደም ። ሰነ ጽሑፍ ብዛዕባ ልቢ ንናይ ልቢ መስርሕ፤ ደም ከምኡዉን ደም አብ ምንታይ ዝቆመ (ዘማልአ) ኢዩ፡
kroppens organer
ፍረ፡ሓሳብ: ክፋል ኣካላትና ሸቶ: ተምሃሮ: ኣስማት ውሽጣዊ ክፋላት ኣካላት ይፈልጡን፣ ገለ ውሽጣዊ ክፋል ኣካላት ብኸመይ ከምዝዓዩን ክገልጹ ይኽእሉን።

ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ

ብቋንቋ ኖርወጂያን

 

Kapittel 5. Menneskekroppen Digitalbok med tekst og oppgaver til emner som kroppen på innsiden og utsiden
ምዕ.5 ብኤትሮኒክ ዝተዳለወ መጽሐፍ ምስ ሰነ-ጽሑፍን መላመዲ ( ዕዮ) ብዛዕባ ዉሽጣዊ አካልትና ከምኡዉን ከፋል አካልታና ። መዝገበ ቃላት (አጠቃቅምኡ) ብዝተፈላለየ ቃንቃ
Kapittel 4. Menneskekroppen Digitalbok m tekst og oppgaver. Emner; cellene, skjelettet
ምዕ.4 ቤለትሮኒክ ዝተዳleወ መጽሓፍ ምስ ሰነ-ጽሑፍ ን መላመዲ( ዕዮ)ብዛዕባ ሴል ክምኡዉን ዓዕጽምቲ። መዝገበ ቃላት(አጠቃቅምኡ) ብዝተፈላለየ ቃንቃ