መዝገበ ቃላት

ኣብ ታሕቲ ዘሎ መርበብ መወከሲ ባዕልኻ ኖርወጂያን ቃላት ክትመሃር ትኽእል

Baba dada

Baba dada

ብብዙሕ ቋንቋታትን ስእልን ድተሰነየ መዝገበ ቃላት። ከም ቤት ትምህርቲ ፣ ገዛ፣ መግቢ ወይ ካልእ ነገራት ምረጽ።

Bildetema

Bildetema

ኣሳታፊ መዝገበ ቓላት ምስ ስእሊ፣ ጽሑፍን ድምጽን።

book2

book2

ካልኣይ መጽሓፍ፣ ናይ ቋንቋ ኮርስ ተመሃር ነርወጂያን ቋንቋ ከምኡውን ብዙሓት ካልኦት ቋንቋታት ብ ትግርኛ። ምረጽ ክትመሃሮ እትደሊ ቋንቋ ከምኡ ድማ ጀምሮ።

LEXIN

LEXIN

ኤለክትሮኒካዊ መዝገበ ቃላት ብኖስክን ብዙሓት ካለኦት ቋንቋታትን።

Norsk start

Norsk start

መአከቢ ቃላት ስእሊ ርኤ ከምኡ ድማ ኣዳምጽ ቃላት ብነርወጂያን ቋንቋ።

Ordbøkene

Ordbøkene

ኣቀያይራ ግሲ  ስምን ቅጽልን ወዘተ ደለዎ መዝገበ ቃላት ብቡክሞልን ኒኖስክን። 

Tema morsmål

Tema morsmål

ድርብ ልሳን ግሲ ቓላት ብዛዕባ ጸወታ ብቪድዮ፣ብድምጺን ብጥቕስን ተመሃር

Tema morsmål

Tema morsmål

ድርብ ልሳን ግሲ ፣ቤት ትምህርቲ 2 ቓላት ብዛዕባ ቤት ትምህርቲ ብቪድዮ፣ብድምጺን ብጥቕስን ተመሃር

Tema morsmål

Tema morsmål

ድርብ ልሳን ግሲ ፣ምውስዋስ ኣካላት ቓላት ብዛዕባ ምውስዋስ ኣካላት ብቪድዮ፣ብድምጺን ብጥቕስ ን ተመሃር

Tema morsmål

Tema morsmål

Matematikkomgrep. Lær ord om matematikk gjennom tekst.

Tema morsmål

Tema morsmål

ናይ ቁጽሪ ኣምር
ናይ ቁጽሪ ቃላት ካብቲ መምርሒ ኣርእስቲ ተመሃር Bokmål

Tema morsmål

Tema morsmål

ናይ ቁጽሪ ኣምር
ናይ ቁጽሪ ቃላት ካብቲ መምርሒ ኣርእስቲ ተመሃር Nynorsk