Siste nytt på Skolekassa

I arbeidslivet

I arbeidslivet

ኣብ ናይ ስራሕ ሂወት ማለት ንዓበይቲ ስደተኛታት ብዛዕባ ናይ ስራሕ ሂወት ኣፍልጦ ድህብ መሳለጢ ምህሮ ኢዩ።

Sikt

Sikt

ነቲ ትምነዮ ወይ ትደልዮ ንኽትረክብን ምስ ሞያ ድተተሓሓዘ ደለካ ዝምባለን ንምርካንብን ሓገዝ ርኸብ።

I trafikken

I trafikken

መእተዊ ንናይ ኖስክ መጓዓዝያ ወይ ትራፊክ ሲስተም። እዚ ነታ «ኣብ መጓዓዝያ» ( I trafikken) ትብል መጽሓፍ ድምልከት ኮይኑ እቲ መርበብ ግን ንኹሉ ክፉት ኢዩ።

Verdens historie - En innføring

Verdens historie – En innføring

መእተዊ ኣብ ታሪኽ ካብ’ቲ ናይ ቀደም እዋን ክሳብ እዚ ሎሚ መዓልቲ። እዚ ንቲ «ታሪኽ ዓለም» (verdens historie) ድምልከት ኮይኑ እቲ መርበብ ግን ንኹሉ ክፉት ኢዩ። ኖስክ ጥራይ።

Norges historie - En innføring

Norges historie – En innføring

ብዛዕባ ካብ ዘበነ በረድ ክሳብ እዚ ሕጂ ደለናዩ ዘበናዊ ሕብረተሰብ ታሪኽ ኖርወይ ተማሃር። እዚ ነቲ «ታሪኽ ኖርወይ» (Norges historie) ድብል መጽሓፍ ድምልከት ኮይኑ እቲ መርበብ ግን ንኹሉ ክፉት ኢዩ። 

Loecsen engelsk

Loecsen engelsk

መሰረታዊ ናይ ቋንቋ ስልጠና። ኣብቲ ዝርዝር ቋንቋታት ቁንቋ ኣደኻ ምረጽ። 

Loecsen

Loecsen

መሰረታዊ ናይ ቋንቋ ስልጠና። ኣብቲ ዝርዝር ቋንቋታት ቁንቋ ኣደኻ ምረጽ። 

Språk og yrke

Språk og yrke

ብዛዕባ ጥዕና ፣ ኣከባቢን ውሕስነት ኣብ ስራሕን ተማሃር ። ብቡክሞል ጥራይ።