መርሓባ

Skolekassa på ski i vinterlandskap.


ስኩለካሳ ኖስክ ፣ ቁጽሪ ፣ ስነፍልጠት ፣ እንግሊዝን ማሕበራዊ ትምህርትን ንኽትማሃር ምስ ድሕግዙ ድበለጹ ገጻትን ኣፕን ንኽትረክብ ድሕግዙ ጥብቆታት ደለዎ መርበብ ሓበሬታ ኢዩ። ገለ ገለ ገጻት ብድተፈላለየ ቋንቋታት ደገፍ ቋንቋ ኣለዎም። ካለኦትቭ ግን ኖስክ ወይ እንግሊዝ ጥራይ ኢዮም። ኣብ ሓንቲ ጥብቆ ምስትጥውቕ ፣ ካብ ስኩለካሳ ወጻኢ ናብ ካልእ መርበብ ትኣቱ። ገለ ገለ ካብቶም ምሳና ድተተሓሓዙ ገጻት ክፉታት ኢዮም። እዚኦም መእተዊ ከይተሓተትካ ክትጥቀመሎም ትኽእል። ካለኦት ገጻት ግን መእተዊ ኮድ ወይ ፈይደ ይጠልቡ ኢዮም። ብዛዕባ እዚ ሓገዝ እንተኣድልዩካ ኣብቲ ቤት ትምህርትኻ ተወከስ።

ኣብቲ ጸጋማይ ወገን ዝርዝር ምርጫ ኣሎ። ኣብዚ ዓይነት ትምህርቲ ክትመርጽ ትኽእል። ኣብ ናይ ሕውስዋስ ክላስ ወይ መደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ ትመሃር እንተኾንካ መጀመርያ ኣብቲ ደረጃኻ ትጥውቕ ቀጺልካ ከኣ ኣብቲ ዓይነት ትምህርቲ። ካብ መንጎ ቋንቋታት ኖስክ ቡክሞል ፣ ኖስክ ኒኖስክ ፣ ዓረብ ፣ ዳሪ ፣ እንግሊዝ ፣ ኩርማንድጂ ፣ ፓሽቶ ፣ ትግርኛን ሶማልን ክትvመርጽ ትኽእል። ኣብቲ ንየማን ወገን ኣብ ላዕሊ ደሎ ዝርዝር ቋንቋታት ኬድካ ድማ ካብ ሓደ ቋንቋ ናብቲ ካልእ ክትቅይር ትኽእል።

እዋናዊ ዜናታት ኣብ ስኩለካሳ (Skolekassa)

I arbeidslivet

I arbeidslivet

ኣብ ናይ ስራሕ ሂወት ማለት ንዓበይቲ ስደተኛታት ብዛዕባ ናይ ስራሕ ሂወት ኣፍልጦ ድህብ መሳለጢ ምህሮ ኢዩ።

Sikt

Sikt

ነቲ ትምነዮ ወይ ትደልዮ ንኽትረክብን ምስ ሞያ ድተተሓሓዘ ደለካ ዝምባለን ንምርካንብን ሓገዝ ርኸብ።