ጂኦመትሪ ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳዕ 4ይ ክፍሊ ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳዕ 4ይ ክፍሊ ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ No posts found. ብቋንቋ ኖርወጂያን Salaby ቁጽሪ 1 – 2 ብዙሓት ዝተፈላለዩ ሕቶታት ከምኡ ድማ ውጥናት ብዛዕባ ጅኦሜትሪ። ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ NRK ኣብዚ መሓበሪ ፣ ዝተፈላለዩ ንቁጽሪ ክሕግዙ ዝኽእሉ ናይ ቁጽሪ ፊልማት ብትግርኛ ክትርኢ ትኽእል። Salaby ኣምራት ኣብ ቁጽሪ፣ ብድምጽን ጽሑፍን ብትግርኛን ኖስክን ድተሰነየ። Salaby ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ን 5-7 ደረጃ ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ Salaby ኣብዚ ብዛዕባ ጅኦሜትሪ ብጽሑፍ ከምኡ ድማ ብተግባር ክትምሃር ትኽእል። Tema morsmål ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን። ብቋንቋ ኖርወጂያን lisens MatteMestern ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ። NRK ኣብዚ መሓበሪ ፣ ዝተፈላለዩ ንቁጽሪ ክሕግዙ ዝኽእሉ ናይ ቁጽሪ ፊልማት ብትግርኛ ክትርኢ ትኽእል። Salaby ኣምራት ኣብ ቁጽሪ፣ ብድምጽን ጽሑፍን ብትግርኛን ኖስክን ድተሰነየ። Salaby ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ን 5-7 ደረጃ ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ Salaby ኣብዚ ብዛዕባ ጅኦሜትሪ ብጽሑፍ ከምኡ ድማ ብተግባር ክትምሃር ትኽእል። Tema morsmål ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን። ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ FBU ኤፍ ቢ ዩ- ኣብዚ ሓፈሻዊ መግለጺ ብዛዕባ ቃላትን ኣምራትን ኣብ ቁጽሪ ምስ ገለጽቲ ስእልታት ብኖስክን ብቋንቋኻን ክትረክብ ትኽእል። Geometri ብዛዕባ ጂኦሜትሪ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር። NRK ኣብዚ መሓበሪ ፣ ዝተፈላለዩ ንቁጽሪ ክሕግዙ ዝኽእሉ ናይ ቁጽሪ ፊልማት ብትግርኛ ክትርኢ ትኽእል። Tema morsmål ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን። ብቋንቋ ኖርወጂያን FBU ኤፍ ቢ ዩ- ኣብዚ ሓፈሻዊ መግለጺ ብዛዕባ ቃላትን ኣምራትን ኣብ ቁጽሪ ምስ ገለጽቲ ስእልታት ብኖስክን ብቋንቋኻን ክትረክብ ትኽእል። Geometri ብዛዕባ ጂኦሜትሪ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር። lisens GRIP ኣብዚ ብ ኒ ኖሽክ ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ። lisens GRIP ኣብዚ ብ ቡክሞል ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ። Kikora ናይ ቁጽሪ መላመዲ ቴማ መዕቀኒ፡ ቁመት፡ዙርያ፡ ስፍሐት ከም ኡዉን ዓቅሚ lisens MatteMestern ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ። NRK ኣብዚ መሓበሪ ፣ ዝተፈላለዩ ንቁጽሪ ክሕግዙ ዝኽእሉ ናይ ቁጽሪ ፊልማት ብትግርኛ ክትርኢ ትኽእል። Tema morsmål ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።