ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳዕ 4ይ ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያን
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ።
ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ
ኣምራት ኣብ ቁጽሪ፣ ብድምጽን ጽሑፍን ብትግርኛን ኖስክን ድተሰነየ።
ኣብዚ ብዛዕባ ጅኦሜትሪ ብጽሑፍ ከምኡ ድማ ብተግባር ክትምሃር ትኽእል።
ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ን5-7 ደረጃ ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ
ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።
ብቋንቋ ኖርወጂያን
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ። ን 5. ክፍሊ።
ኣብዚ ብ ቡክሞል ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ።
ኣብዚ እተን ኣርባዕተ መደባት ናይ ቁጽሪ ከተጽንዕ ትኽእል። (+, -, x, : ) ኣርእስቲ ምረጽ ብ መሓበሪ ።
ኣምራት ኣብ ቁጽሪ፣ ብድምጽን ጽሑፍን ብትግርኛን ኖስክን ድተሰነየ።
ኣብዚ ብዛዕባ ጅኦሜትሪ ብጽሑፍ ከምኡ ድማ ብተግባር ክትምሃር ትኽእል።
ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ን5-7 ደረጃ ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ
ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።
ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ
ብዛዕባ ስታትስቲክስ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር።
ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን።
ብቋንቋ ኖርወጂያን
ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ምልምማድ ግበር ንሕቶታት ናይ ቁጽሪ ብኖርወጂያን ቋንቋ። ን 8 ክፍሊ
ኣብዚ ብ ቡክሞል ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።
ኣብዚ ብ ኒ ኖሽክ ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ።