ኣልጀብራ ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ Salaby ኣምራት ኣብ ቁጽሪ፣ ብድምጽን ጽሑፍን ብትግርኛን ኖስክን ድተሰነየ። Salaby ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ን5-7 ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ Tema morsmål ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን። ብቋንቋ ኖርወጂያን lisens MatteMestern ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ። Salaby ኣምራት ኣብ ቁጽሪ፣ ብድምጽን ጽሑፍን ብትግርኛን ኖስክን ድተሰነየ። Salaby ናይ ቁጽሪ መረዳእታ ን5-7 ክፍሊ ብድምጺ ዝተደገፈ ሰሌዳ ጽሑፍ Salaby ኣብዚ ብዙሕ ክትምሃር ትኽእል ብዛዕባ ናይ ምልክታት ጥቅሚ። Tema morsmål ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን። ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ Algebra ብዛዕባ ኣልጀብራ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር። Funksjoner ብዛዕባ ዕማማት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ ምስርሕ ምምሃር። Kikora ቁጽሪ መላመዲ ፡ቴማ፡ መዓቀኒ(ሞልስቶክ) ማዕረ ቅርጺ Likninger ብዛዕባ ምዕሪት ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር። Tema morsmål ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን። Tema morsmål ሓደ ጽሑፍ ብዛዕባ ምዕሪት (ኢቌጅን)ምስ ካብ ኢንተርኔት ዝርከብ መወከሲ ብምትሕሓዝ። ብቋንቋ ኖርወጂያን Algebra ብዛዕባ ኣልጀብራ ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር። Funksjoner ብዛዕባ ዕማማት ፊልም ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ ምስርሕ ምምሃር። lisens GRIP ኣብዚ ብ ኒ ኖሽክ ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ። lisens GRIP ኣብዚ ብ ቡክሞል ኖርወጂያን ቋንቋ- ግድላት ብጹሑፍ ፣ ቁጽሪ ማለት ብኣሃዝ፣ ምድማር፣ ምጉዳል፣ምርባሕ፣ምምቃል፣ ኣወንታውን(+) ኣሉታውን (-) ኣሃዝ ናይ ቁጽሪ፣ ጉዚ (1/4) ፣ ሚእታዊት (%) ፣ምዕሪት(x=5) ይርከብ። Kikora ቁጽሪ መላመዲ ፡ቴማ፡ መዓቀኒ(ሞልስቶክ) ማዕረ ቅርጺ Likninger ብዛዕባ ምዕሪት ፊልምታት ረአ፣ ካብ ፕሮጀክት ተዓጻጻፊ መስርሕ ምምሃር። lisens MatteMestern ተምሃር ቁጽሪ ፣ብምርኣይ ፣ብምስማዕ ፣ ከምኡ ድማ ልምምድ ግበር ናይ ቁጽሪ ዕዮ ብነርወጂያን ቋንቋ። Tema morsmål ስእላዊ ዝርዝር ናይ ቁጽሪ ትሕዝቶ ( ምርዳእ) ብ ቋንቋ ትግርኛን ከምኡ ድማ ብቋንቋ ኖርወጂያን። Tema morsmål ሓደ ጽሑፍ ብዛዕባ ምዕሪት (ኢቌጅን)ምስ ካብ ኢንተርኔት ዝርከብ መወከሲ ብምትሕሓዝ።