ቋንቋ ኣደ

Almater

Almater

ምድማጽ(ምጽማዕ)/ ምምሃር ምጽሐፍ ብጸወታ ብትግሪኛ ቃንቃ 1-2 ደረጃ ክፍሊ
Almater

Almater

ምስማዕ ን ምምሃር ፡ምንባብ፡ ምጽሐፍን ብጸወታ፡ ብትግሪኛ ቃንቃ ካብ 3-4 ደረጃ ክፍሊ

Almater

Almater

ምስማዕ ን ምምሃር፡ምንባብ ምጽሐፍን ብጸወታ ብትግሪንጃ ቃንቃ ካብ 5-7 ደረጃ ክፍሊ

Ansa og Bansa

Ansa og Bansa

ኣንሳ ኦግ ባንሳ- ድተፈላለዩ ዛንታታት፣ ናይ ፓኪስታን ጽንጽዋይ ኣንሳን ባንሳን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልምታት ረአ። እዚ ጽንጽዋይ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።

Baba dada

Baba dada

ብብዙሕ ቋንቋታትን ስእልን ድተሰነየ መዝገበ ቃላት። ከም ቤት ትምህርቲ ፣ ገዛ፣ መግቢ ወይ ካልእ ነገራት ምረጽ።

En person sitter ved siden av en katt og en hund.

De ubudne gjestene

ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ዲ ኡቡድነ የስተነ- (እቶም ዘይዕዱማት ኣጋይሽ) ዛንታ ካብ ኢራን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ዛንታ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።

Global Digital Library morsmål

Global Digital Library morsmål

ካብ መላእ ዓለም ፣ ብድተፈላለየ ቋንቋታት ድተጻሕፉ ዛንታታት ደለዎም መጻሕፍቲ ኣንብብ። ደረጃ ምረጽ።

En person går på en vei og bærer hatter med hodet og hendene sine.

Hatteselgeren

ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ሃተ ሰልገረን- (እቲ ሸያጢ ቆብዕ) ዛንታ ካብ ስሪላንካ። ኢራን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ዛንታ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።

Tema morsmål

Tema morsmål

ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ቴማ ሙሽሞል ትግርኛ ንድርብልሳናዊ ቋንቋ ትግርኛ ተዛረብቲ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ንትምህርቲ ዝሕግዙ ጸጋታት ይርከቡ።

Verdensbiblioteket

Verdensbiblioteket

ኣብ ቨርደንስቢብሎተክ አለክትሮኒካዊ መጽሓፍን ናይ ድምጺ መጽሓፍን ብቋንቋኻ ክትረክብ ትኽእል።