ኖርወጅኛ
Yrkesnorsk
ምንባብን መጽሓፍን ተማሃር።
ኣንብብ ከምኡውን ስማዕ
ስዋስውን ኣደማምጻን
ቃላት (ማህደረ-ቓላት)
መሳለጥያ ምህሮን ትምህርቲ ኖስክን
Yrkesnorsk

Arbeidsliv

Helsenorsk
ሀልሰ ኖስክ- ኣብ ኢንተርነት ዝመሰረቱ ናይ ጥዕና ትምህርቲ ኣብ ኖርወይ። ነቶም ምስ ጥዕና ድተኣሳሰር ናይ ትምህርቲ ድሕረ ባይታ ደለዎም ዓበይቲ ስደተኛታት ወይ ነቶም ብዓውዲ ጥዕና ብቑዓት ኮይኖም ኣብ ቤት ጽሕፈታት ጥዕና ኣብ ኖርወይ ክሰርሑ ትምኒት ደለዎም መንእሰያትን። ደረጃ A1+/A2 ከምኡውን B1/B2።

Learn NoW 2 – helsenorsk
ሀልሰ ኖስክ – (helsenorsk) ብኢንተርነት ድወሃብ ደረጃ B1 ኣስተምህሮ ሀልሰ ኖስክ። ጽሑፋት ናይ ዝርርብን ሓቅታትን ፣ ሰዋስው ፣ ኣደማምጻ ፣ ምስማዕን ዕዮታትን ደጠቓለለ።

Norsk på jobben
ኖስክ ፖ ዮበን- (ኖስክ ኣብ ስራሕ) ብናይ ስራሕ ሓሳብ ፣ ቁጠባን ሂወት ስድራቤትን ኣብ ኖርወይ ሓደ ንጡፍ ሂወት ንኽህልወካ ዘዳሉ ዲጂታላዊ ትምህርቲ ኖስክ ከም ካላኣይ ቋንቋ ኢዩ።

Veien fram – yrkesfag
ቨየን ፍራም ኢርከስፋግ- እዚ’ውን ብኢንተርነት ድወሃብ ኮይኑ ነቶም ናብ ስራሕ ዓለም ንምእታው ድውሰድ መደባት ትምህርቲ VG1/VG2 (ህንጻ ፣ ሲቪል መሃንድስነት ፣ ቅዲን ኢደ ስርሓትን ፣ ኤለክትሪክ ፣ ጥዕናን ማሕበራዊ ትምህርትን ፣ መራኸቢ ብዙሃን ፣ ኣጠቓቕማ ባህርያዊ ሃብቲ ፣ ቤት መግቢን ዓይነት ትምህርቲ መግብን ፣ መጓዓዝያን ኣገልግሎትን ፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትርያዊ ፍርያትን)።
ምንባብን መጽሓፍን ተማሃር።
ኣንብብ ከምኡውን ስማዕ

Min norsk Smart øving
ካብ መዓልታዊ ሂወትካ ቃላትን መግለጺታትን ተማሃር፣ ኣብ ድተፈላለየ ደረጃታት ኣንብብ፣ ስእልታት ተጠቐም፣ ኣብ ናይ ዘረባ ክእለትካ ተለማመድን ስማዕን።

Norskprøven
ኖስክ ፕሮቨ- (ፈተና ኖስክ) ንደረጃታት A1-A2 ፣ A2-B1 ከምኡውን B1-B2 ፈተና ኖስክ ተለማመድ። ኣብ መርበብ ኮምፐታንሰ ኖርገ ናይ ሰሚዕካ ምርዳእ ፣ ጺሒፍካ ምርዳእን ምጽሓፍን ዕዮታት ኣለዉ። ድኾነ ሰብ ክንደይ ዕዮታት ብቅኑዕ ከምድመለሰ ይፈልጥ።
ዕዮታት ክትመርጽ እንከለኻ ቡክሞል ወይ ኒኖስክ ምረጽ።

Vi snakker
ኣብዚ መደብ እዚ ልምምድ ቋንቋ ነርወጂያን ብምዝርራብ ከምኡ ድማ ዝተፋላለዩ ኣርእስትታት ብምልዓል ምልምማድ። ዝተፈላለዩ ምዓልታዊ ኣርእስትታት ንዝተፈላለየ ዕድመ ዘለዎም ዝሰማማዕ።
ስዋስውን ኣደማምጻን

Norsklærer Karense – YouTube
መምህር ኖስክ ካረንሰ- ብዛዕባ ሰዋስው ፣ ቃላትን ኣዘራርባን ፣ ኣደማምጻን ባህሊ ኖስክን ቪድዮታት ኣብ ዩ ትዩብ YouTube ረአ።

Vi snakker
ኣብዚ መደብ እዚ ልምምድ ቋንቋ ነርወጂያን ብምዝርራብ ከምኡ ድማ ዝተፋላለዩ ኣርእስትታት ብምልዓል ምልምማድ። ዝተፈላለዩ ምዓልታዊ ኣርእስትታት ንዝተፈላለየ ዕድመ ዘለዎም ዝሰማማዕ።
ቃላት (ማህደረ-ቓላት)

Hverdagsnorsk
Lydbok til boka «Hverdagsnorsk». Øv på å kommunisere i presentasjon, arbeidsliv og lokalmiljø. Lydstøtte finnes på flere språk.

Min norsk Smart øving
ካብ መዓልታዊ ሂወትካ ቃላትን መግለጺታትን ተማሃር፣ ኣብ ድተፈላለየ ደረጃታት ኣንብብ፣ ስእልታት ተጠቐም፣ ኣብ ናይ ዘረባ ክእለትካ ተለማመድን ስማዕን።
መሳለጥያ ምህሮን ትምህርቲ ኖስክን

Hverdagsnorsk
Lydbok til boka «Hverdagsnorsk». Øv på å kommunisere i presentasjon, arbeidsliv og lokalmiljø. Lydstøtte finnes på flere språk.

Min norsk Smart øving
ካብ መዓልታዊ ሂወትካ ቃላትን መግለጺታትን ተማሃር፣ ኣብ ድተፈላለየ ደረጃታት ኣንብብ፣ ስእልታት ተጠቐም፣ ኣብ ናይ ዘረባ ክእለትካ ተለማመድን ስማዕን።

Veien fram
ቨየን ፍራም- ቨየንፍራም ብኢንተርነት ድወሃብ ስልጠና ቋንቋ ኖስክ ኢዩ። ነቶም ናብ’ቲ ድመረጽዎ ዓውደ ትምህርቲ ድወስድ መደባት ትምህርቲ ኣብ ማእከላይ ደረጃ ድመሃሩ መንእሰያትን ዓበይትን ድማ ይሰማማዕ። እዚ ብቡክሞልን ብኒኖስክን ይርከብ።
ናይ ሕብረተሰብ ትምህርቲ

Creaza samfunn
ብመልክዕ ቴማዊ ካርታ ፡ ዕዮታትን ኣምራዊ ካርታን ኣብ ስነፍልጠት ስራሕ። እቲ ኣምራት ናብ ፡ ዳሪ ፡ ፓሽቶ ፡ ትግርኛ ፡ ኩርማንጂ ፡ ዓረብን ሶማልን ድተተርጎመ ኢዩ።

De forente nasjoner
ዲ ፎረንተ ናሹነር- (ውድብ ሕቡራት ሃገራት) መእተዊ ጽሑፍ ምስ ዕዮታት ብዛዕባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት። እዚ ጽሑፍ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።

Kart i skolen
ካርታ ናይ ኖርወይ። ኣስማት ናይ ቦታ ተዓዘብ። ርሕቀታት ዓቅን ከምኡውን ተወሳኺ ካልእ። ደገፍቲ ቋንቋታት ቡክሞል ፡ ኒኖስክን እንግሊዝን።

Kart og geografiske navn
ዞባታት ናይ ኖርወይ ወይ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ክትጠቅስ ትኽእልዶ? ውድድር ትፈቱ እንተኾንካ ፡ ኣብ ግዚኡ ክትገብሮ ትኽእል ኢኻ።

Landsdeler og fylker i Norge
ላንድስ ደለር ኢ ኖርገ- (ዞባታት ኖርወይ) መእተዊ ጽሑፍ ብዛዕባ ክፋላትን ዞባታትን ኖርወይ። እዚ ጽሑፍ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።

Samfunnskunnskapsprøven
ኣፍልጦ ሕብረተሰብ- ንፈተና ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ተለማመድ። ኣብ መርበብ ናይ ኮምፐታንሰ ኖርገ ናይ ኣብነት ፈተናታት ኣለዉ። ቅድሚ ነቲ ናይ ኣብነት ወይ መላመዲ ፈተና ምጅማርካ ካብቶም ብዙሓት ቋንቋታት ምረጽ።
ስነ-ቁጽሪ
ስነ-ፍልጠት

Kromo Zoom
ብዛዕባ ዋሃዮታት ፡ ክሮሞዞም ፡ ዲኤንአይ ከምኡውን ተወሰኽቲ ተነቢቦም ድተመልኡን ብጽሑፍ ድሰፈሩን ጽሑፋት ምስ ቅልል ድበለ ሕየዋ( animasjon) ተማሃር።
ፍላሽ የድሊ።

Naturområder
ናቱር ኦምሮደ- መእተዊ ጽሑፍ ብዛዕባ ኣብ ምድሪ ድርከቡ ድተፈላለዩ ባህርያዊ ከባቢታት። እዚ ጽሑፍ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።

Prismeeffekter og brytning av lys
En innføringstekst om prismeeffekter og brytning av lys. Teksten er oversatt
እንግሊዘኛ

Engelsk på elevkanalen
ምስ ቋንቋ እንግሊዝን መራኸብን ፡ ዓለማዊ ብድሆታትን ትምህርትን ስራሕን ድኣመሰሉ ኣርእስታት ድተእሳሰሩ ጽሑፋት ብእንግሊዘኛ ኣንብብ።

LearnEnglish Teens
ኣብዚ መደብ እዚ፣ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ንመናእሰይ ካብ 13- 19 ዓመት ዕድመ ዝርከቡ። ብዛዕባ ዓባይ ብሪጣንያ ሕጂ፣ ሰዋሱው ፣ ናይ ምንባብ ክእለት ፣ መነባብሮ ኣብ ክባቢ ዓለም ይርከብ።