ናይ ዲጂታል ፕሮግራም Duolingo Duolingo– ዱሊንጎ ቋንቃ ኖርወጅያን መንገዲ ኢንግሊሽ ተማሃር። ስእሊታት ድምጺታትን ማህደረ ቃላትን የጠቃልል lisens Klar Kompetanse ምርጥ ቃላት ስለ ቴክኖሎጂ በፍጥነት እና ቀላል። Learn Norwegian! Learn Norwegian – ቋንቋ ኖርወጅያን ተመሃር ቃላት ኖርወጅያን ቋንቋ ብድምጽን፣ብስእሊን ነደማምጻኻ ቀዲሕካ ብምስማዕ ተመሃር። ቋንቃ እንግሊሽ ኸም መሐገዚ ተጠቀመሉ። Mondly Mondly– ሙንድሊይ ቋንቋ ኖርወጅያን ብዲምጺን ብስእልን ዕማም ብምስራሕን ተመሃር። ትዛረበሉ ቋንቋ ኣደ ምረጽ New Amigos Android ክትዛረብ ከለኻ እትትርጉም ኣፕ።ብመልክዕ ጸወታ ቋንቋ ተማሃር።