
Ansa og Bansa
ኣንሳ ኦግ ባንሳ- ድተፈላለዩ ዛንታታት፣ ናይ ፓኪስታን ጽንጽዋይ ኣንሳን ባንሳን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልምታት ረአ። እዚ ጽንጽዋይ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።

De ubudne gjestene
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ዲ ኡቡድነ የስተነ- (እቶም ዘይዕዱማት ኣጋይሽ) ዛንታ ካብ ኢራን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ዛንታ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።

Hatteselgeren
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ሃተ ሰልገረን- (እቲ ሸያጢ ቆብዕ) ዛንታ ካብ ስሪላንካ። ኢራን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ዛንታ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።