ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳዕ 4ይ ክፍሊ

Ansa og Bansa
ኣንሳ ኦግ ባንሳ- ድተፈላለዩ ዛንታታት፣ ናይ ፓኪስታን ጽንጽዋይ ኣንሳን ባንሳን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልምታት ረአ። እዚ ጽንጽዋይ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።

Bokbussen
ዝተፈላለዩ መጻሕፍቲ ብኖዉርጂያን ቃንቃ ብላህጃ ቡክሞል ን ንይኖሽክ ከምኡዉን አደ ቃንቃ። ምረጽ አብቲ መጽሐፍ ዘሎ ሰሌዳ ቃንቃ። እዚ ንምንባብ ከምኡዉን ቁጽሪ/አሃዝ/(መላመዲ/መሰልጠኒ ኢዩ

Bokbussen -NY
ዝተፈላለዩ መጻሕፍቲ ብኖዉርጂያን ቃንቃ ብላህጃ ቡክሞል ን ንይኖሽክ ከምኡዉን አደ ቃንቃ። ምረጽ አብቲ መጽሐፍ ዘሎ ሰሌዳ ቃንቃ። እዚ ንምንባብ ከምኡዉን ቁጽሪ/አሃዝ/(መላመዲ/መሰልጠኒ ኢዩ

De ubudne gjestene
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ዲ ኡቡድነ የስተነ- (እቶም ዘይዕዱማት ኣጋይሽ) ዛንታ ካብ ኢራን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ዛንታ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።

Hatteselgeren
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ሃተ ሰልገረን- (እቲ ሸያጢ ቆብዕ) ዛንታ ካብ ስሪላንካ። ኢራን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ዛንታ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።

Heksen Dhegdheer
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ሀክሰን ደgዲር- (ደግዲር እታ ጠንቋሊት) ጽንጽዋይ ካብ ሶማልያ። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ጽንጽዋይ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።

KLAR, FERDIG, NORSK! -Ny
ካብ ኢንተርኔት ብዝርከብ ሓገዝ ምስማዕ፣ ምጽሓፍ ፣ ከምኡ ድማ ክትዛረብ ምፍታን ብ ቡክሞል ነርወጂያን ቋንቋ። ንጽሑፋትን ከምኡ ድማ ንብዙሓት ምዓልታዊ ኣርእስትታት ምትግባር።

Salaby
ሳላቢ ነርወጂያን ቋንቋ 1-2 ተመሃር ኣልፋቤት ፣ ስማዕ ከምኡ ድማ ኣንብብ። ናይ ትግርኛ መዝገበ ቃላት ብምጥቃም።ኣብ ላዕሊ ኣብ የማን ወገን ዘሎ ቋንቋ ምረጽ።

Troll i ord
ብትግርኛ ከምኡ ድማ ብነርወጂያን ቋንቋ ጽውጽዋይ ስማዕ። ጽውጽዋይ ምረጽ ፣ ብዝቅጽል ቋንቋ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (Flash)

Troll i ord
ቡከነ ብሩሰ (ናይ ቆልዑ መጽሓፍ)። ብብዙሓት ቋንቋታት ንጽውጽዋይ ስምዓዮም። ቋንቋ ንምምራጽ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (ፍላሽ

Troll i ord
ኖርድኣቪንደን (ናይ ቆልዑ መጽሓፍ)። ብብዙሓት ቋንቋታት ንጽውጽዋይ ስምዓዮም ። ቋንቋ ንምምራጽ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (ፍላሽ)

Troll i ord
ጭሩን ወኻርያን ሕብሮም ምስ ረኸቡ (ናይ ቆልዑ መጽሓፍ)። ብብዙሓት ቋንቋታት ንጽውጽዋይ ስምዓዮም ። ቋንቋ ንምምራጽ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (ፍላሽ)

Troll i ord
ስለምንታይ ሓርገጽ መልሓስ ዘይብሉ (ናይ ቆልዑ መጽሓፍ)። ብብዙሓት ቋንቋታት ንጽውጽዋይ ስምዓዮም ። ቋንቋ ንምምራጽ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (ፍላሽ

Troll i ord
ሰራሕ ሳእኒ ድራተውካ (ናይ ቆልዑ መጽሓፍ)። ብብዙሓት ቋንቋታት ንጽውጽዋይ ስምዓዮም ። ቋንቋ ንምምራጽ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (ፍላሽ
ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ

Ansa og Bansa
ኣንሳ ኦግ ባንሳ- ድተፈላለዩ ዛንታታት፣ ናይ ፓኪስታን ጽንጽዋይ ኣንሳን ባንሳን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልምታት ረአ። እዚ ጽንጽዋይ ናብ ድተፈላለየ ቋንቋታት ተተርጒሙ ይርከብ።

De ubudne gjestene
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ዲ ኡቡድነ የስተነ- (እቶም ዘይዕዱማት ኣጋይሽ) ዛንታ ካብ ኢራን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ዛንታ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።

Hatteselgeren
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ሃተ ሰልገረን- (እቲ ሸያጢ ቆብዕ) ዛንታ ካብ ስሪላንካ። ኢራን። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ዛንታ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።

Heksen Dhegdheer
ብዝሐ ቋንቋዊት ዛንታ፣ ሀክሰን ደgዲር- (ደግዲር እታ ጠንቋሊት) ጽንጽዋይ ካብ ሶማልያ። ኣንብብ ፣ ስማዕ ከምኡውን ፊልም ረአ። እዛ ጽንጽዋይ ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ተተርጒማ ትርከብ።

KLAR, FERDIG, NORSK! -Ny
ካብ ኢንተርኔት ብዝርከብ ሓገዝ ምስማዕ፣ ምጽሓፍ ፣ ከምኡ ድማ ክትዛረብ ምፍታን ብ ቡክሞል ነርወጂያን ቋንቋ። ንጽሑፋትን ከምኡ ድማ ንብዙሓት ምዓልታዊ ኣርእስትታት ምትግባር።

Salaby
ተምሃር ብዛዕባ ነርወጃዊ ኣርቲስት (ብኢድ ሰኣላይ) ኤድቫርድ ሙንክ። ነቲ ብኢድ ዝተሳእለ ስእልታት ርኤዮ ፣ ኣንብቦ ፣ እናተጻወትካ ምንቅስቃሳት ግበር።

Troll i ord
ቡከነ ብሩሰ (ናይ ቆልዑ መጽሓፍ)። ብብዙሓት ቋንቋታት ንጽውጽዋይ ስምዓዮም። ቋንቋ ንምምራጽ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (ፍላሽ

Troll i ord
ኖርድኣቪንደን (ናይ ቆልዑ መጽሓፍ)። ብብዙሓት ቋንቋታት ንጽውጽዋይ ስምዓዮም ። ቋንቋ ንምምራጽ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (ፍላሽ)

Troll i ord
ጭሩን ወኻርያን ሕብሮም ምስ ረኸቡ (ናይ ቆልዑ መጽሓፍ)። ብብዙሓት ቋንቋታት ንጽውጽዋይ ስምዓዮም ። ቋንቋ ንምምራጽ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (ፍላሽ)

Troll i ord
ስለምንታይ ሓርገጽ መልሓስ ዘይብሉ (ናይ ቆልዑ መጽሓፍ)። ብብዙሓት ቋንቋታት ንጽውጽዋይ ስምዓዮም ። ቋንቋ ንምምራጽ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (ፍላሽ

Troll i ord
ሰራሕ ሳእኒ ድራተውካ (ናይ ቆልዑ መጽሓፍ)። ብብዙሓት ቋንቋታት ንጽውጽዋይ ስምዓዮም ። ቋንቋ ንምምራጽ ኣብ ጸጋምካ ብላዕሊ ናብ ዘላ መመልከቲ ጠውቅ። (ፍላሽ

Vi snakker
ኣብዚ መደብ እዚ ልምምድ ቋንቋ ነርወጂያን ብምዝርራብ ከምኡ ድማ ዝተፋላለዩ ኣርእስትታት ብምልዓል ምልምማድ። ዝተፈላለዩ ምዓልታዊ ኣርእስትታት ንዝተፈላለየ ዕድመ ዘለዎም ዝሰማማዕ።
ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ

book2
ካልኣይ መጽሓፍ፣ ናይ ቋንቋ ኮርስ ተመሃር ነርወጂያን ቋንቋ ከምኡውን ብዙሓት ካልኦት ቋንቋታት ብ ትግርኛ። ምረጽ ክትመሃሮ እትደሊ ቋንቋ ከምኡ ድማ ጀምሮ።

KLAR, FERDIG, NORSK! -Ny
ካብ ኢንተርኔት ብዝርከብ ሓገዝ ምስማዕ፣ ምጽሓፍ ፣ ከምኡ ድማ ክትዛረብ ምፍታን ብ ቡክሞል ነርወጂያን ቋንቋ። ንጽሑፋትን ከምኡ ድማ ንብዙሓት ምዓልታዊ ኣርእስትታት ምትግባር።

Kunnskap.no
ተምሃር ቃላት ብ ቡክሞል ነርወጂያን ቋንቋ ምዓልታዊ ስእሊ ብምርኣይ ፣ ብምስማዕ ፣ ብምንባብ ከምኡ ድማ ብምጽሓፍ። ጽማቅ (ክፋል)ካብ ስእላዊ መአከቢ ቃላት ከምኡ ድማ ካብ ዝተፈላለዩ ኣርእስትታት።

Norsk 8-10
ኣብቲ ናይ ኖስክ ገጻት ናይ ተማሃሮ መስመር ብዙሕ ተንቀሳቓሲ ስእሊ (ቪድዮታት) ክትርኢ ትኽእል ከምኡውን ብዛዕባ ጽሕፈት ፣ ንባብ ፣ ዘረባን ካልእ ኣብ ኖስክ ኣገደስቲ ድኾኑ ኣርእስታት ኣብ ቤት ትምህርቲ ክትማሃር ትኽእል።