መዝገበ ቃላት

ኣብ ታሕቲ ዘሎ መርበብ መወከሲ ባዕልኻ ኖርወጂያን ቃላት ክትመሃር ትኽእል

Baba dada

Baba dada

ብብዙሕ ቋንቋታትን ስእልን ድተሰነየ መዝገበ ቃላት። ከም ቤት ትምህርቲ ፣ ገዛ፣ መግቢ ወይ ካልእ ነገራት ምረጽ።

Bildetema

Bildetema

ኣሳታፊ መዝገበ ቓላት ምስ ስእሊ፣ ጽሑፍን ድምጽን።

logo for appen Klar

Klar Kompetanse

ምርጥ ቃላት ስለ ቴክኖሎጂ በፍጥነት እና ቀላል።

LEXIN

LEXIN

ኤለክትሮኒካዊ መዝገበ ቃላት ብኖስክን ብዙሓት ካለኦት ቋንቋታትን።

Ordbøkene

Ordbøkene

ኣቀያይራ ግሲ  ስምን ቅጽልን ወዘተ ደለዎ መዝገበ ቃላት ብቡክሞልን ኒኖስክን።