Siste nytt på Skolekassa

Uttrykk

Uttrykk

ብዛዕባ ጥቕሲ ወይ ኣገላልጻ ተማሃር ነቶም ኣገላልጻ ከኣ ኣብራሃዮም ዕዮታት’ውን ስራሕ። መብርሂ ብኖስክ። 

Norsksidene

Norsksidene

ብዛዕባ ሰዋስው ፣ ምጽሓፍን ቋንቋን ብምንባብ ፣ ምስማዕን ዕዮታት ብምስራሕን ተማሃር። 

NoW - grammatikk

NoW – grammatikk

ብእንግሊዝን ኖስክን ኣብነታት ድተሰነየ ሰዋስው እንግሊዝ ኣንብብ። ነቲ ሰነድ ኣውርዶ (ዳውን ሎድ ግበሮ)።

Lesetrener

Lesetrener

ሰጋእ ከይበልካ ምንባብ ከምኡውን ብርቱዓት ቃላት ምንባብን ተለማመድ። 

Ordtrener

Ordtrener

ብምስማዕን  ምርኣይን ምድማጽን ድተፈላለዩ ድምጽታት ተለማመድ። 

Learn NoW 2

Learn NoW 2

ደረጃ B1 ናይ ኖስክ ትምህርቲ ብኢንተርነት። ጽሑፋት  ሰዋስው  ዕዮታትን ሓበሬታን ብዛዕባ ቋንቋን ሕብረተሰብን ኖርወይ። 

Uttale.no

Uttale.no

ናይ ኣደማምጻ ቪድዮታት ብምርኣይ ኣደማምጻ ተለማመድ  ብዛዕባ ፊደላትን ኣናበብትን ከኣ ዕዮታት ስራሕ። 

Norskprøven C1

Norskprøven C1

ንናይ ኖስክ ፈተና C1 ተለማመድ።