መርሓባ

Skolekassa 10 år
Bilde: NAFO

ስኩለካሳ ኖስክ ፣ ቁጽሪ ፣ ስነፍልጠት ፣ እንግሊዝን ማሕበራዊ ትምህርትን ንኽትማሃር ምስ ድሕግዙ ድበለጹ ገጻትን ኣፕን ንኽትረክብ ድሕግዙ ጥብቆታት ደለዎ መርበብ ሓበሬታ ኢዩ። ገለ ገለ ገጻት ብድተፈላለየ ቋንቋታት ደገፍ ቋንቋ ኣለዎም። ካለኦትቭ ግን ኖስክ ወይ እንግሊዝ ጥራይ ኢዮም። ኣብ ሓንቲ ጥብቆ ምስትጥውቕ ፣ ካብ ስኩለካሳ ወጻኢ ናብ ካልእ መርበብ ትኣቱ። ገለ ገለ ካብቶም ምሳና ድተተሓሓዙ ገጻት ክፉታት ኢዮም። እዚኦም መእተዊ ከይተሓተትካ ክትጥቀመሎም ትኽእል። ካለኦት ገጻት ግን መእተዊ ኮድ ወይ ፈይደ ይጠልቡ ኢዮም። ብዛዕባ እዚ ሓገዝ እንተኣድልዩካ ኣብቲ ቤት ትምህርትኻ ተወከስ።

ኣብቲ ጸጋማይ ወገን ዝርዝር ምርጫ ኣሎ። ኣብዚ ዓይነት ትምህርቲ ክትመርጽ ትኽእል። ኣብ ናይ ሕውስዋስ ክላስ ወይ መደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ ትመሃር እንተኾንካ መጀመርያ ኣብቲ ደረጃኻ ትጥውቕ ቀጺልካ ከኣ ኣብቲ ዓይነት ትምህርቲ። ካብ መንጎ ቋንቋታት ኖስክ ቡክሞል ፣ ኖስክ ኒኖስክ ፣ ዓረብ ፣ ዳሪ ፣ እንግሊዝ ፣ ኩርማንድጂ ፣ ፓሽቶ ፣ ትግርኛን ሶማልን ክትvመርጽ ትኽእል። ኣብቲ ንየማን ወገን ኣብ ላዕሊ ደሎ ዝርዝር ቋንቋታት ኬድካ ድማ ካብ ሓደ ቋንቋ ናብቲ ካልእ ክትቅይር ትኽእል።

እዋናዊ ዜናታት ኣብ ስኩለካሳ (Skolekassa)

Flerspråklige fortellinger

Flerspråklige fortellinger

ኣንብብ፣ ስምዕን ፊልም ርእይ። ሓተታታት ናብ ብዙሓት ቋንቋታት ተተርጎምዎም እዮም።

NorskPluss B2 - Ny

NorskPluss B2 – Ny

መርበብ መሰረት ድገበረ ጽዑቕ መሳለጥያ ምህሮ ንፈተና ኖስክ ደረጃ B2 ወይ በርገንስ ተስት ንምውሳድ ድዳለዉን ተፈቲኖም ክሓልፉ ድደልዩን ተኻፈልቲ።