ካብ 5ይ ክፍሊ ክሳዕ 7ይ ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ
ብዛዕባ ቅዋም ተማሃር፣ ኣብ መዛሙር መበል 17 ግንቦት ብዙሕ ካልእን ተለማመድ።
ኣብዚ ብዛዕባ ናይ ቆልዑ መሰላት ተምሃር ።ን ናይ ትግርኛ መዝገበ ቃላት ትሕዝቶ ኣብ ቀጠልያ መጠወቂ ጠውቅ።
ኣብዚ ሓደ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ነበርትን ከምኡ ድማ ተቀማጦ ህዝቢ ኣብ ኖርወይ ክትረክ ትኽእል።
ኣብዚ ብትግርኛን ብኖስክን ብዛዕባ ኣብ መንጎ ውልቀመላኽን ዲሞክራሲን ደሎ ፍልልይ ከተንብብ ትኽእል።
ኣብዚ ብትግርኛን ኖስክን ብዛዕባ ብኸመይን ስለምንታይን ሓደ ግንቦት ነብዕል ድገልጽ ጽሑፍ ከተንብብ ትኽእል።
ኣንብብ ከምኡ ድማ ተምሃር ብዛዕባ ናይ ሳሚስክ ሕብረተሰብ ናይ ሎሚ መሰላቶም፣ ባህሎም፣ዛንትኦም ከምኡ ድማ ኩነታት መዓልታዊ መነባብሮ።
ግንቦት17
መምሃሪ – ጽሑፍ – ግንቦት 17
ኣብዚ ብሸውዓተ ቋንቋታት ስእሊ፣ ፊልምን ጽሑፍን ብዛዕባ ትምህርቲ ተራፊክ ትረክብ፣ ኣብ የማናይ ላዕሊ ናቲ ገጽ ቋንቋ ትግርኛ ምረጽ።
ካብ 8ይ ክፍሊ ክሳዕ 10 ክፍሊ
ብቋንቋ ኖርወጂያንን ትግርኛ
ፊልም፣ ብዛዕባ ኩነታት ኣየርን ስምምዓትን። ፊልም ከምኡ ድማ ጽሑፋት ብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት።
ኣብዚ ሓደ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ነበርትን ከምኡ ድማ ተቀማጦ ህዝቢ ኣብ ኖርወይ ክትረክ ትኽእል።
ኣብዚ ናይ ኖርወይ ባህልን ፣ልምድን ከምኡ ድማ ዓበይቲ ብዓላት ከተንብብ ትኽእል።
ኖርወይ ሓንት ደሞክራስያዊት ሃገር እያ። ኣብ ኣብ ውሽጢ እዚ ደሞክራስያዊ ስርዓት እንታይ ዓይነት መሰላት ከምኡ ድማ ናጽነት ከም ዝርከብ ከተንብብ ትኽእል።
ኣንብብ ብዛዕባ ሃይማኖታት ከመኡ ድማ እምነታት ኣብ ነርወይ።
ሕብረትኣውሮፓውያን(EU) እዚ መረድኢ እዚ ንኻብ ሻምናይ ክሳብ ዓስራይ ክፍሊን ዝምሃሩ ተማሃሮ ይጠቅም። እዚ መረድኢ ጽሑፍ፣ ሕቶታት፣ ተፈላለዩ መወከሲሳትን ቪዲዮን ዚሓዘ እዩ።
ብቋንቋ ኖርወጂያን
ቀዳማይ ኣርእስቲ ብዛዕባ ጂኦግራፊ ጽሑፋትን ፣ሕቶታትን ብኤለክትሮኒካዊ መሳለጥያ (ኮምፒተር፣ኣይፓድ)ዝተዳለዉ ይርከቡ ከምኡ ድማ መዝገበ ቃላት ብዝተፈላለዩ ብዙሓት ቋንቋታት።
ቀዳማይ ኣርእስቲ ብዛዕባ ጂኦግራፊ ጽሑፋትን ፣ሕቶታትን ብኤለክትሮኒካዊ መሳለጥያ (ኮምፒተር፣ኣይፓድ)ዝተዳለዉ ይርከቡ ከምኡ ድማ መዝገበ ቃላት ብዝተፈላለዩ ብዙሓት ቋንቋታት።
2 ኣርእስቲ : ስነ -ማሕበረሰባዊ ፍልጠት ጽሑፋት ከምኡ ድማ ሕቶታት። ብኤለክትሮኒካዊ መሳለጥያ (ኮምፒተር፣ኣይፓድ) ከምኡ ድማ ትሕዝቶ መዝገበ ቃላት ዝተፈላለዩ ብዙሓት ቋንቋታት።
ፊልም፣ ብዛዕባ ኩነታት ኣየርን ስምምዓትን። ፊልም ከምኡ ድማ ጽሑፋት ብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት።
ተምሃር ብዛዕባ 17 ግንቦት ምዓልቲ ናጽነት ነርወይ። ጠውቅ ንስእልን፣ ድምጽን ከምኡ ድማ ንምንባብ። ኣብ CappeleneDamms NOA-nett. (ዌቭ ሳይይ)ተወከስ
ኣብዚ ሓደ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ነበርትን ከምኡ ድማ ተቀማጦ ህዝቢ ኣብ ኖርወይ ክትረክ ትኽእል።
ኣብዚ ናይ ኖርወይ ባህልን ፣ልምድን ከምኡ ድማ ዓበይቲ ብዓላት ከተንብብ ትኽእል።
ኖርወይ ሓንት ደሞክራስያዊት ሃገር እያ። ኣብ ኣብ ውሽጢ እዚ ደሞክራስያዊ ስርዓት እንታይ ዓይነት መሰላት ከምኡ ድማ ናጽነት ከም ዝርከብ ከተንብብ ትኽእል።
ኣንብብ ብዛዕባ ሃይማኖታት ከመኡ ድማ እምነታት ኣብ ነርወይ።
ስናሰን ኤለክትሮኒካዊ መምሃሪ ጸወታ ውሽጣዊ ዲሞክራሲ ካብ KS Ung ኢዩ። ኣብ ኮምፒተር ወይ ድኾነ ካልእ ኤለክትሮኒክ ብኒኖስክ ወይ ቡክሞል ከኣ ይጽወት።
ሕብረትኣውሮፓውያን(EU) እዚ መረድኢ እዚ ንኻብ ሻምናይ ክሳብ ዓስራይ ክፍሊን ዝምሃሩ ተማሃሮ ይጠቅም። እዚ መረድኢ ጽሑፍ፣ ሕቶታት፣ ተፈላለዩ መወከሲሳትን ቪዲዮን ዚሓዘ እዩ።